ኣማኑኤል ሳህለ ዝሓለፈ ጌጋታትን ህዉኽ ውሳነን: ግጉይ ግብረመልስን ድሑር ባህልን: ምስ ሕሉፍ ታሪኽን ተመክሮን: ምስ ማሕበራውን ፖለቲካውን ቁጠባውን ስርዓታት ተደማሚሩን ተጓዳዲሉን: ነቲ ኣሉታዊ ናይ ህይወት ሒሳብ ሚዛን (balance sheet) የቕርበልካ: ነቲ ሕማቕ ዘመን ከኣ ጎቲቱ የምጽኣልካ። ብግዜ ጣልያን: ህዝቢ ብሓይሊ ይኹን ብድልየቱ እናተኸትበ ንሊብያ ኪኸይድ ከሎ: ኣብቲ ምድረበዳ ሲረናይካ ኣውያት … more
↧