Quantcast
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

እየ ክንደይ ኮን ምቖዶ !!! ???

እየ  ክንደይ ኮን ምቖዶ !!! ??? እየ እወ ክንደይ፡ ኣየ ከመይ ምቖዶ እቲ ቃልሲ ብሓባር እንተንጸምዶ እወ ብሓደ ከም እሱር ማእዶ። ኣየ እወ ክንድይ እኳ ምቆዶ እቲ ጎደና ሕውነት ብሓባር እንተንኸዶ እቲ ዓቢ ንንእሽቶ እንተዝምዕዶ ንመትከላዊ መገዲ መንእሰይ እንተ ዝጽዕዶ ህዝብን ሃገርን ፍስሃ ምወረዶ። ኩልና  እንተንጾሮ ንመን ምኸበዶ ምክብባር ብኢደይ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130