Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

መዓልቲ ኑዛዜ ትመጽእ ኣላ

$
0
0
ስርዓት ህግደፍ ሓደ ካብቲ ካብ ነዊሕ እዋን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ዘሎን ሽጣራታትን ተንኮላትን፡ ኣብ መንቀራቅሮ ኣትዩ መውጽኢ ምስሓርበቶ፡ ካብ ተሓታትንት ንምህዳም፡ ሓቅታት ንምጥምዛዝን ተሓላቂ ንምምሳልን፡  ንህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ንምድንጋር ዘውጽኦን ዘካይዶን ዘቆጸልጽል መግለጺታትን ዘካይዶ መናውራታት’ዩ። ኮሚሽን ተጠባዊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት፡ ነቲ በቲ ስርዓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ በደልን … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130