ኣማኑኤል ሳህለ ብተመክሮታትን ተምሳላትን ምስልታትን: ብምግንዛብን ምዝማድን ምንጽጻርን: ከምኡውን ብእተጠላለፈ ህዋሳዊ ፈትልታት ዝመልአ ሓንጎል ወድሰብ: ካብ ምሕሳብ ኣየዕርፍን። ሰብ: ምሕሳብ ደው ምስ ዘብል: ምንባሩውን ኣይፈልጥን። በዚ ምኽንያትዚ ኸኣዩ ደካርት እተባህለ ፈረንሳዊ ፈላስፋ: እሓስብ: ስለዚ ኣለኹ: (cogito ergo sum) ዝበለ። ሓንጎል ወይ ኣእምሮ ሰብ: ብባህርያቱ ተመራማሪ እዩ። እቲ ኣብ በዓቲ ዝነብር … more
↧