Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ሓበሬታ –ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ

$
0
0
ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grassroots Movement)፡ ን Aug 15, 2015 ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ዝካየድ ኣኼባ፡ እዞም ዝስዕቡ መደባት ክህልው ኢዮም። ብሽማግለ ናይ’ቲ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጸብጻብ ስራሓ ምቕራብ ንጸብጻብ ናይ መርማሪት ኮሚሽን ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130