Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ሓደ ካብ መልእኽቲ ሓዘል ካርቱናት ስነጠበበኛ ኣብርሃም ሳህለ –መንግስተ ሰማያት የዋርሶ !

  … more

View Article


ካብ ላንጋ ላንጋ የድሕንኩም!!! መቀጸልታ ንቕሓትና ነዕብይ (ካልኣይ ክፋል)

ካብ ላንጋ ላንጋ የድሕንኩም!!! መቀጸልታ ንቕሓትና ነዕብይ (ካልኣይ ክፋል) ብዕለት 10/07/2015 ንቕሓትና ነዕብይ ቀዳማይ ክፋል ብዝብል; ዝጸሓፍክዋ ንእሽቶይ ሓሳብ; ሓደ ሓዊ ነቃፊ ረኺባ። (ኣሰና ዳት ኮም ተወከስ)። እታ ነቀፌታ ብዙሕ ዝተዋቅዑ መግለጺ ዘድልዮም ሓሳባት ከምዘለዉዋ ስለዘስተባሃልኩ መልሲ ክህበላ...

View Article


ሰይጣን ናይ ክልቴና መኣስ’ዩ ዝሕረድ?

ብቀሊል ኣዘራርባ ፡ውልቀ ሰባት፡ ስድራቤታት፡ ጉጅለታትን ሃገራትን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ንኣብነት ብጉዳይ መሬትን ይግባኣንን፡ ፍልልይ ስነ ሓሳብን  ረብሓታት ዘይምቅዳውን ካብ ብቃላት ምዝልላፍ ክሳብ ህይወት ሰብ ዝወስድ ረጽምታት ክኽሰት ይኽእል’ዩ። መብዛሕቶኦም ጉዳያት ድማ ከከም ኣመጻጽኦኦም ብዘተ፡ ሕድገታትን...

View Article

ናይ መን ንዕቀት`ዩ ?!!

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ብቲቪ ኤረ ኣቢሉ ዝቀርብ መደብ መርሓባ ንወ/ሮ ለተሃንስ (ኣደ ኣርባዕተ ስዉኣት) ዓዲሙ ፤ ነቲ ከምዘይወለዳ፤ ወሊደን ከምዘይሰዋኣ ፤…….. ክሳብ ገባር-ሰናይ ነጋሲ ገ/ሚካኤል መጺኡ  ዘድሕነን ” በይነይ ኣብ ገዛ ተዓጽየ፤ ኣብ ጎልጎል ዝኽደኖ ዘይብለይ፤ብጸሓይ እናነደድኩ ብቁሪ እናተቀርፈድኩ...

View Article

ሓለፋ ! እቲ ዓቢ ገበን።

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ ሓለፋ ዘሳፍወሉ ዳስ ምልኪ፤ ንፍትሒ ይትረፍ ከም ኣሳፋዊ ከም ዕዱም ይህሉ`ዶ  ይኸውን ኢልካ ሃሰው ምባል ግዜኻ ምቅታል`ዩ። ፍትሕን ሓለፋን ብሓደ ክነብሩ ማለት ዘበት`ዩ።  ናይ ሓዲኦም መፈጸምታ ናይቲ ካልኣይ መጀመርታ`ዩ ፡ከም ኣወጻጽኣን ኣተኣታትዋን ቀትርን ለይትን። ናይ ቀትርን ለይትን...

View Article


ፈተናን ተጻዋርነትን

ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ሓላፋይ እዩ፡ ትዕግስቲ ጥራይ ይሃሉኻ፡ ዚብል ሰብ ብዙሕ እዩ። ኣብዚ ምኽርዚ ክልተ ሕቶታት ኪለዓሉ ይኽእሉ፤ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ክንብል ከሎና፡ እንታይ ማለትና ኢና? ዘይሓልፍ ፈተና ኸኣ ኣሎ እኮዩ፡ ማለት ክሳዕ መቓብርካ ደድሕሬኻ ዚስዕብ ፈተናን መከራን። ትዕግስቲ ክንብል ከሎናኸ ነቲ ናይ...

View Article

ክልተ ተጻረርቲ ዕለታት ወርሒ ሰነ

ወርሒ ሰነ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ኣገዳሲ ምዕራፍ ኣለዋ :: 20 ሰነ ነቶም ምእንቲ ናጽነት ሃገር ክብርቲ ሂወቶም ዝወፈዩ ሓርበኛታት ብመንፈስ እንዝክረላ ረዛን ዕለት ኢያ:: ነቶም ምእንቲ ናጽነት ኣብ ዱር ኣብ ገደል ምስ ከበድቲ ኣጽዋር ጸላኢ ገጢሞም ሂወቶም ዝወፈዩ: ኣብ ከተማ ተወዲቦም ንሂወቶም ከይበቐቑ...

View Article

ኩሉ ወዲ ሃገር ብዛዕባ ጕዳያቱ ኣብ ዓዱ ንኽዛተ፡ ጠላም ስርዓት ህግደፍ ምእላይ ይኹን ቀዳማይ ጠመተ።

ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣጥምዩን ኣድኪዩን ብራዕዲ እንዳገዝኤ ንኸጥፈኦን ክበታትኖን፡ ብስልቲ ካብ ዝሰርሓሉ ዓመታት ከምዘቝጸረ ካብ ኤርትራውያን ዝተኸወለ ኣይኮነን። ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዝገብሮ ሽበራን፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን፡ ብማሕበረ ሰብ ዓለም ኣቓልቦ ከይረክብ ዝጥቀመሉ ሜላ፡ ምስ ገረባብቲ ሃገራት...

View Article


ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን።

ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን።         2ይ ክፋል፡   15.07.15፡ ድሕሪ ናይ ዕለት 26 ሰነ 15፡ ኣንጻር ህግደፍ ዝተገብረ ዓለማዊ ኤርትራዊ ሰላማዊ ሰልፊ እንታይ ስዒቡ”? እንተትብሉ እቲ ስ ርዓት ብሓያል ውቃዕ ከምዝተቦኽአ ብዝምስክር ሰምቢሩስ እንሆ ክሳብ ናብ ሙሉእ ለይቲ ብተሌፎናት ዘሕሸኹሹኽ...

View Article


ብኢትዮጵያ ኣቢሎም ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 15 ኤርትራውያን ብኣስገዳድ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም...

ብኢትዮጵያ ኣቢሎም ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 15 ኤርትራውያን፣ ብፖሊስ ሱዳን ኣብ ካርቱም ናብ ዝርከብ ኤምባሲ ስርዓት ኢሳይያስ ተረኪቦም ንሓደ ሰሙን ኣቢሎም ኣብ ቀጽሪ ናይቲ ስርዓት ምስ ጸንሑ ብኣስገዳድ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም፣ ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፈ...

View Article

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባን ሰሚናርን ኣብ ኢንዲያናፖሊስ –ህዝባዊ ምንቅስቓስ ካብ ጀኔቫ ናበይ?

… more

View Article

መሰል ወድሰብ

ኣማኑኤል ሳህለ ንምዃኑ ወድሰብ: መሰል ዚብሃል ኣምር ካበይ ዘምጽኦ እዩ? ኣለዎ ድዩኸ? መን ዝሃቦ? ወድሰብ ብጥንቲ ኣብ በረኻታትን ጫካታትን ኪነብር ከሎን ነንሓድሕዱ ድማ ከም ኣራዊት ኪባላዕ ከሎን እቲ ብሓይሉ ንኹሉ ዘሰነፈ ሰብ እዩ መሰል ዚብሃል ኣምር ኪፈጥር ዝኸኣለ። ናይ ባዕሉ መሰል። መለኮታዊ ሓይሊ ስለ ዘሎኒ...

View Article

ስለዘይመኸርና ሕጓና ኣድፊርናን ጸላእቲ ኣብዚሕናን

ዕድመኦም ኣብ 70’ታት ዝገማገም ጸጉራም ተቀማጣይ ጾሮና ኣቦ፡ ኣብ 1999፡ ብዛዕባ ኩናት ኣብ መንጎ ኤርትራን እትዮጵያን ነዕልለሉ ኣብ ዝነበርና እዋን “ጅግንነት ተጋደልቲ ኣብ በረኻ’ዩ ነይሩ’ምበር ዓዲ ኣቲኹም መንግስትነት ምስሓዝኩምስ ኣይግድን፡ ምምሕዳር ኣይክኣልኩሞን፡ ምኽሪ ዓበይትን ወራዙትን ድማ ኣይትቅበሉን”...

View Article


Save The Date ! “On Dialogue and the prospect for peaceful change in Eritrea”...

Save The Date ! “On Dialogue and the prospect for peaceful change in Eritrea” ንሃገራዊ ዕርቅን ሰላምን ዘስፍን ዕዙዝ መባእታ ስጉምቲ ! ሃገርና ኤርትራ ከም ሓንቲ ልዑላዊት ሃገር ብሰላምን ብፍትሒ ርትዒ ክትመሓደር ናይ ኩልና ደለይቲ ሰላም ባህግን ትምኒትን ኢዩ: ነዚ...

View Article

ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ 1993፣ ክርሳዕ ዘይብሉ ተመክሮ – 1ይ – 4ይ ክፋል

ዓንደብርሃን  ወልደ ገርግሽ – ሕጂ ኸ ናበይ? ናይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ፕረሲደንት ነበር ዓንደ ርሃን ወልደ ገርግሽ ፡ ኣብዚ መድረኽ እዚ፡ ንስርዓት ኢሳያስ ብምቅዋም ፡ ፕረሲደንት ኢሳያስ ካብ ስልጣን ተወጊዱ ፡ ኣብ ኤርትራ ፍትሓዊ መንግስቲ ንክትከል ከምዝቃለስ ፡ ዘስምዖ  ዘሎ መደረታትን ሰሚናራትን ፡ ዘሓጉስ እዩ...

View Article


ውሽጣዊ ኣእምሮ ውልቀመላኺ

ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ናብ ወርሒ ወይ ናብ ማርስ ብምኻድ ነዘን ጠፈራውያን ኣካላት ይድህስሰንን ይምርምረንን ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ጠሊቑውን ነቲ ምስጢራት መዓሙቕ ማያት የጽንዖን ይምርምሮን ኣሎ። ካብዚ ምርመራታትዚ ድማ ብዙሕ ኣርባሒ ዝኾነ ውጽኢታት ረኺቡን ይረክብን ኣሎ። ሽሕኳ ንዩኒቨርስ ምምርማር ከቢድን...

View Article

እተገልበጠ ሕልና

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ መብዛሕትኡ ክሽነታት (መግቢ ዚስርሓሉ ክፍሊ-ቤት) ምዕራብ ኤውሮጳን ኣመሪካን: ትኪ ኣለሊያ ጢጥ እትብል መሳርሒት ኣላ። ኣብቲ ክሽነ: እቶን ወይ ጋዝ ወሊዕካ ምስ እትርስዖ: እቲ ኽፍሊ ብትኪ ይመልእ እሞ: እታ መሳርሒት ጢጥ ወይ ጭር ብምባል ንኣኻን ንኽፍሊ መጥፋእቲ ሓውን ትሕብር። ቤትካ...

View Article


ኤርትራውያን ዝያዳ ዘሻቅለና ጉዳይ እንታይ’ዩ?

ኤርትራ ኣብ ገዛእ ርእሳን ኣብ ከባቢኣን ዘሎ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ጸጥታውን  ቅልውላው፡  ከምኡ’ውን ዘለዋ እስትራተጂካዊ ኣገዳስነትን ተጠማትነትን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ተኣፋፊ መድረኽ ትርከብ። ገለ ኣንበብትን ሰማዕትን፡ ጽቡቅ፡ ሕማቅን ዘሎኒ ስክፍታን  ስለዝገለጽኩ “ ከመይ ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ” ዝብሉ...

View Article

ዝብሉኺ እንተትሰምዕስ ዕዳጋ ኣይምተቐልቀልክን

መንነት ከም መጣልዒ– ኬነት ካውንዳ ኣብ 1924 ኣብ ኩብዋ ሰሜን ሮደዥያ ተወሊዱ:: ኣብ 1949 ጸረ-መግዛእቲ እንግሊዝ ኣብ ዝተገብረ ቃልሲ መሪሕ ተራ ነበሮ:: ኬነት ካውንዳ ኣብ 1950 ዋና ጸሓፊ ናይ’ቲ ንናጽነት ዝተቃለሰ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ ኮይኑ  ንዛምቢያ ናብ ናጽነት ዘብቅዐ’ዩ:: ንሱ ዛምብያ ኣብ...

View Article

መስከረም ኔት ንእተእንግዶ፣ንደላይ ፍትሒ ህዝብና ዝንዕቕን ዝዘልፍን ጽሑፋት መልስና።

… more

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live