Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ዑደት ባራክ ኦባማ፡ንገለ የሕመማ፡ ንገለ ረብሓ ሃደማ፡ንገለ ጠቐማ! ብዘሰኒታ

$
0
0
ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪቃ ዘካየዶ ዑደት፡ ኣብ ከባቢናን ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለምን፡መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቐኒዩ ኣሎ።ኦባማ፡ ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክገበር ምዃኑ፡ኣብ ዝተገልጸሉ እዋን ዓቢይ ዛዕባ ኮይኑ ከምዝነበረ ናይ ቐረባ ተዘኽሮ’ዩ። ኦባማ፡ናይታ ዓባይን ሓያልን ሃገር ዝኮነት ኣሜሪካ፡መራሒ ከም ምዃኑ መጠን፡ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ምስ ዝተፈላልዩ ዛዕባታትን … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130