ሳላ ምዕቡል ተክኖሎጂ መራኸቢታት ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም: ኣብ ውቅያኖስ ኣብ ሰማይ ዝፍጸም ኣብ ቤትካ ኮፍ ኢልካ: ኣብ ጉዕዞ ኮንካ ትከታተሎ:: ዘሕዝን: ዘደስት: ዘነድር: ዘተባብዕ ፍጻሜታት ትዕዘብን ትሰምዕን:: ክንዲ ጽፍሪ ኣብ ትኸውን መሳርሒ ሰኒድካ ኣብ ዘድለየካ ጊዘን ቦታን ደጊምካ ትውከሶ:: በዚ ምዕባለ’ዚ ዝርዕድን ክዓብሶ ዝፍትንን ኣንጻር ማዕበል ዝሕምብስ ምልኪ ከንግስ … more
↧