Quantcast
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ስውእ ዮናስ ሽመንዲ!

ስውእ ዮናስ ሽመንዲ!   “ጅግና ስውእ ዮናስ ሽመንዲ ወልደማርያም፡ ንሸሞንተ ሰዓታት ተኣሲሩ ድሕሪ ምፍትሑ፡ ጸኒሖም ብረቱን ወተሃደራዊ ዕጥቁን ከረክብ ምስ ሓተቱዎ፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ኪጠፍእ ሙዃኑ ስለ ዝተረድአ፡ ብቐጥታ ብረቱ ሒዙ መጺኡ፡ ነቲ ገዛውቲ ህዝቢ ንኪፈርስን ንኣኡውን ተቓውሞኡ ስለ ዘስምዐ ንኺእሰር...

View Article


ስ ም ረ ት!

ስ ም ረ ት! ካብ  ሓውኹም  ዮውሃንስ  ጸጋይ፡  ሎንዶን (ዓባይ ብሪጣንያ)፡ 07 ሚያዝያ 2015   ስ ም ረ ት!   ሽታ መሮር፡ ኣንቲ ጥዕምቲ ሽማ! ኣብ ቅርዓት ዓዲ፡ ኣብ ጽላል ሞሞና፡ ብዛተ ክንሃንጽ፡ ክንተክል ዓንድ’ና፡ ስምረት ኢኺ፡ ናይ ቀደም ቅያና፡ ህያው እትገብሪ፡ እኩብ ሓይልና።   ኣንቲ ውቅብቲ...

View Article


ሓበሬታ፡ ህዝባዊ ሰሚናር

ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ “ምስ ኩሉ ፍልልያትና፡ ተኸባቢርና..” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ናይ ሓደ ማዓልቲ ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። እቲ ንኹሉ ጉዱስ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር፡ ን April 18/2015 ዝካየድ ኮይኑ፡ ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራውያን ኣብ...

View Article

ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት

ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት ቅድሚ ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት (civic societies) ምግንዛብና፡ ኣብ ዝዀነ ደሞክራሲያዊ ስርዓት መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት፡ ብሃገራዊ ቅዋም ዝተሓለወ ዘይገሃስ ህዝባዊ መሰል (civil right) ምዃኑ ክንረቊሕ ግቡእን ጠቓምን ኢዩ። ኣብ...

View Article

ህዝቢ ኤርትራ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ!

ህዝቢ ኤርትራ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ! ኣብ ኣእሙረይ ብዙሕ ሓሳባት ይመጸኒ እሞ ምጥርናፉ ከኣ ይስእን። እዚ’ሞ እንታይ ዘገርም ኮይኑ ዘይ ንኹላትና ኢዩ ትብሉ ትኾኑ ገሌኹም፡ ሓቁ እኮ ኢዩ ኣነ ውን ብፍላይ ኣብ ከምዚ ጽምዋ ዓይነት ወይ ውን ንበይነይ ጎቦ ኣብ ዝኾንኩሉ ኣዝዩ ብዙሕ ሓሳባት ይመጸኒ እሞ...

View Article


ፈነዋ ተስፋማርያም ወ/ማርያም፡

  ዓዲ-ዃላ ሰሚዓዶ መርድእ ዕረፍትኻ ከተማኣ፡ ስግር ማይ-ላፎኣ ውዒላቶ`ዶ ቀብርኻ፣ ደንጎሎ (ማይጻዕዳ)፡ በጺሕዎም`ዶ መኣውይቲ ስንብታኻ። ምድሪ-ፈላሲ፡ ደቂ-ቦኽሪ ዓይላ-ጉንደት ቆሓይን፡ እንዳዝማች- ዑቕቢት ማይ-ጻዕዳ-መራጉዝ፡ ተኸላ፡ ውዒሎም`ዶ ብኽተት። ወለዶ ዓጽመ-ስጋኻ ዘሳፈሐ ከም ሮማዲ ንኣካለ-ጉዛይ፡...

View Article

መናፍሕ ሓሙስ ጽግቦ! 2ይ ክፋል፡

… more

View Article

ብዛዕባ “ንፖለቲካዊ መላጸ ዝሰዓረ ፖለቲካዊ ብልሒ ጀነራል ስብሓት”

ብዛዕባ “ንፖለቲካዊ መላጸ ዝሰዓረ ፖለቲካዊ ብልሒ ጀነራል ስብሓት”  ። 09.04.2015፡ መናፍሕ ሓሙስ ጽግቦ! ዮናስ፡ መጀመርታ ምስ ስድራኻን ብጮትካን ርሑስ ፋሲካ ይኩነልካ። ቀጺለ ከምቲ ዝበልካዩ ክኸውን ምእንቲ፡ ከይሳብኩዎ ንመሳቱኻ ናብናይ ኣናብባ ሃል ወሳ ይድቕድቖም እነኹ። 2ይ ክፋል “መናፍሕ ሓምስ ጽግቦ”...

View Article


ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ

      ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ             ስርዓት ኢሳያስ ቃሕ ዝበሎ ስጉምቲ ክወስድ ዝገትኦ ሓይሊ ወይ ዝኽልክሎ ሕጊ ስለዘየለን ዛጊት ነዚ ዘሎ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዝብድህ ዝተወደበ ህዝባዊ ተቃውም ስለዘይተመስረተን፡ ስርዓት ኢሳያስ ዘይፈርስ እምባ ኣምሲልዎ ኣሎ።ብርግጽ...

View Article


ብሰላም ዕረፍ ብጻይ ተስፋማርያም

… more

View Article

ስለ ዝተጠርነፈትና; ንጽላል ከነመስግና

                                        Tesfamariam Wel. 13/04/2015 Norway   ጽላል ነቒላ ክትሓቁፍ ንኹሉ ንኹሉ ማዕረ ሻርነት ዘይብሉ ቅኑዕ ዕላማዩ ንዘስተውዓሃለሉ ንጹር መርገጺኣ እንከን ዘይብሉ   ኣብ ኖርወይ እንርከብ ደቅሃገር ኣኸባ ተጸውዐ  ኣብ ስታቫንገር ሓቢርና...

View Article

ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ!

ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ!   ‘እቶም ብቐረባ ርሕቐት ንሰምዖም ዝነበርና ኣራዊት መሮር፡ ማለት ኣዛብእ፡ ብዓውታ ይንቅዉ ስለ ዝነበሩ፡ ከምዛ መጺኦም ብደውና ከለና ጉቡጥ ዘብሉና እናመሰለና፡ ዳርጋ ነፍሲ ወከፍና፡ ምዩቕን ጸጸኒሕካ ንድሕሪት ቁሊሕ ምባልን ኣየቋረጽናን! ‘ንኺድ ደኣ ቀሪብና ኢና! ኣጆኹም!’ እናበለ መራሕ...

View Article

ምስጋና

ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ብ 27 መጋቢት (March 27) 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ-ኣትላንታ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ብ 08 ሚያዝያ (April 08) 2015 ኣብ ዓዲ-ኳላ፡ ስድራቤቱ፡ ቤተሰቡን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብዎ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ስውእ ተስፋማርያም...

View Article


ስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ዞባ ኢስራኤል ቀዳማይ ዞባዊ ኮንፈረንስ ኣካይዱ ፡፡

… more

View Article

መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 2ይ ዓመት መስዋእቲ ብጻይ ዶር. በየነ ኪዳነ

… more

View Article


ብዛዕባ ኤርትራዊያን ተቓወምቲን፤ ደቂ ኣንስትዮ ዝተብዓለ ባዓልን ፤ ኣብ ኢትዮጵያ/ትግራይ ዘለዋ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ...

… more

View Article

ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 10 መንእሰያት ኣባላት ሲቪላዊ ስለያ ህግደፍ።

… more

View Article


ኣቡነ ሲኖዳ፡ ብሽም ሕጊ ቃለ-ኣዋዲ ኣመኽንዮም ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያናት ንምብትታን ይጓየዩ ኣለዉ (ጥብቆ ቅዳሕ ደብዳበ...

እቲ ቀዲ ምኽንያት ነዛ ጽሑፍ ክጽሕፍ ዝደፋፋኣኒ እታ ብዕለት 3/30/2015 ኣብ ኣሰና “ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከባ ናይ ተዋህዶ ቤተክርስቲያናት ንምፍራስ ኣባላት ሃሱሳት ሰሪዑ ኣሎ” ብዝብል ኣርእስቲ ብምንባበይን ከምእውን ብዛዕባ እዛ ጽሑፍ ምስ ሓደ እሙን ዓርከይ (ኣባል ሰበኻ ጉባኤ ናይ ሓደ...

View Article

ሃገራዊ መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)ንሰንበት ሚያዝያ 26 2015 ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ክገብር ኢዩ ። እዚ ኣኼባ’ዚ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝቐረበ መግለጽን ሓበሬታን መሰረት ብምግባር ንዝቐርቡ ሕቶን መብርህን ድሕሪ ምምላስ ቀጺሉ ብዛዕባ ምምስራት ዓንኬልን ምምራጽ መሪሕነት ዓንኬል...

View Article

24 ዓመት ትምህርቲ ንዓበይቲ

ኣብ ሰላሳታት ዕድመ ዝርከብ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን  ዑደት ኣብ ዝፍጽመሉ መዛኑ ኣቦኡ ዝሸምገሉ ሰብ ጽሩራ የሰንይዎ:: እቶም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ነፍስወከፎም ወረቐትን ብርዕን ሒዞም ደድሕሪኡ ዞኽዞኽ እናበሉ ይምዝግቡ:: እንታይ ከም ዝምዝግቡ ዝግለጽ የልቦን:: ካብቲ ምንቅስቓስ ኣካላቶም  ኣዒንቶም...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live