ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ! ‘እቶም ብቐረባ ርሕቐት ንሰምዖም ዝነበርና ኣራዊት መሮር፡ ማለት ኣዛብእ፡ ብዓውታ ይንቅዉ ስለ ዝነበሩ፡ ከምዛ መጺኦም ብደውና ከለና ጉቡጥ ዘብሉና እናመሰለና፡ ዳርጋ ነፍሲ ወከፍና፡ ምዩቕን ጸጸኒሕካ ንድሕሪት ቁሊሕ ምባልን ኣየቋረጽናን! ‘ንኺድ ደኣ ቀሪብና ኢና! ኣጆኹም!’ እናበለ መራሕ መገዲ፡ ኬድካዮ ዘይውዳእ ጎቦን ስንጭሮን ከጓዕዘና ስለ ዝሓደረውን፡ ድኻም፣ ጥምየት፣ … more
↧