Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ

$
0
0
      ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ             ስርዓት ኢሳያስ ቃሕ ዝበሎ ስጉምቲ ክወስድ ዝገትኦ ሓይሊ ወይ ዝኽልክሎ ሕጊ ስለዘየለን ዛጊት ነዚ ዘሎ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዝብድህ ዝተወደበ ህዝባዊ ተቃውም ስለዘይተመስረተን፡ ስርዓት ኢሳያስ ዘይፈርስ እምባ ኣምሲልዎ ኣሎ።ብርግጽ  ስለያዊ፡ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ኣወዳድባ ስርዓት ህግደፍ ኣነኣኢስካ ምርኣይ፡ ንኽውንነት ምኽሓድ’ዩ። ስርዓት ኢሳያስ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130