ዓዲ-ዃላ ሰሚዓዶ መርድእ ዕረፍትኻ ከተማኣ፡ ስግር ማይ-ላፎኣ ውዒላቶ`ዶ ቀብርኻ፣ ደንጎሎ (ማይጻዕዳ)፡ በጺሕዎም`ዶ መኣውይቲ ስንብታኻ። ምድሪ-ፈላሲ፡ ደቂ-ቦኽሪ ዓይላ-ጉንደት ቆሓይን፡ እንዳዝማች- ዑቕቢት ማይ-ጻዕዳ-መራጉዝ፡ ተኸላ፡ ውዒሎም`ዶ ብኽተት። ወለዶ ዓጽመ-ስጋኻ ዘሳፈሐ ከም ሮማዲ ንኣካለ-ጉዛይ፡ ንሓማሴን፡ ዝጠርነፈ ስምዲ፡ ኣብ ሓመድ-ድበኻ ዝውዕሉስ ማእለያ ዘይብሎም ህዝቢ። … more
↧