ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)ንሰንበት ሚያዝያ 26 2015 ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ክገብር ኢዩ ። እዚ ኣኼባ’ዚ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝቐረበ መግለጽን ሓበሬታን መሰረት ብምግባር ንዝቐርቡ ሕቶን መብርህን ድሕሪ ምምላስ ቀጺሉ ብዛዕባ ምምስራት ዓንኬልን ምምራጽ መሪሕነት ዓንኬል ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣ ክዝቲ ኢዩ ። ስለዝኾነ ኩሉኹም ኤርትራውያን ደለይቲ … more
↧