Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ሓበሬታ፡ ህዝባዊ ሰሚናር

$
0
0
ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ “ምስ ኩሉ ፍልልያትና፡ ተኸባቢርና..” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ናይ ሓደ ማዓልቲ ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። እቲ ንኹሉ ጉዱስ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር፡ ን April 18/2015 ዝካየድ ኮይኑ፡ ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራውያን ኣብ ሓድነት፡ ተራ ሓድነት ኣብ ምዕዋት ሃገራዊ ቃልሲ፡ ከምኡ’ውን … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130