ስ ም ረ ት! ካብ ሓውኹም ዮውሃንስ ጸጋይ፡ ሎንዶን (ዓባይ ብሪጣንያ)፡ 07 ሚያዝያ 2015 ስ ም ረ ት! ሽታ መሮር፡ ኣንቲ ጥዕምቲ ሽማ! ኣብ ቅርዓት ዓዲ፡ ኣብ ጽላል ሞሞና፡ ብዛተ ክንሃንጽ፡ ክንተክል ዓንድ’ና፡ ስምረት ኢኺ፡ ናይ ቀደም ቅያና፡ ህያው እትገብሪ፡ እኩብ ሓይልና። ኣንቲ ውቅብቲ ተኽሊ! ተሳሂልኪዮ ነቲ … more
↧