መንእሰይ: (ክቡር መንእሰይ ዘይበልኩኻ ኣይትሓዘለይ: ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝበልኩኻ: ውሳነኻ ከይፈለጥኩ ከኽብረካ ስለዝኸብደኒ እዩ:: ስለዚ: ኣንታ መንእሰይ ጥራሕ ኢለ እንተጸዋኩኻ ኣይትጉሀ:: ) “ሰጊድ ሰላም” ኢልካን ደኒንካን ዝርከብ ለውጢ ይህሉ ይኸውን:: ካብ ዕግርግር ናብ ጸጥታ: ካብ ህውከት ናብ ስቕታ የሰጋግር’ውን ይኸውን:: እዚ ለውጢ ምዃኑ ዘይከሓድ እኳ እንተኾነ: ተደላይ ዓይነት ለውጢ … more
↧