Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ንሰብ ምንጻል ብስነኣእምሮ ምቕታል ኢዩ::

$
0
0
ንሰብ ምንጻል ብስነኣእምሮ ምቕታል ኢዩ::   ሳራ ክልተ ወርሒ ብዝተቐየደት ውነኣ ተዘናበለ:: ንሳ ቅልጡፍ ኣሳጉማ እግሪ ሰምዐትን ብልጭታ ተራእያን::ኣብታ ሸላ ድማ ብኣርባዕተ መሓውራ እናንፈሓኾት እዝና ናብ  ማዕጾ ኣጸጊዐ ትጸናጸን:: ሳራ ኣብ ኣኽራናት ኩርድ ዒራቕ ምስ መሓዙታ እናተንቀሳቐሰት:ከይፈለጣ ዶብ ኢራን ብምጥሓሰን ብስለላ ተኸሲሰን ኣብ ተህራን ኣብ ዝርከብ ኢቪን ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ነንበይነን … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130