ካብ ጉዪይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ፡ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ፡ እንተወሓደ ብሰልስተ ነገራት ማለት ብውልቃውነት /ስሰዔ ንዓይ ይጥዓመኒ ናይ ካልእ እንታይ ገደሰኒ ብዝብል ኣተሓሳስባ፡ ብድሑርነት ማለት ዓለም ብግሎብ ደረጃ ኣብ ትወናጨፈሉ ዘላ ህሞት፡ ንሕና ግን ብዓሌትን ወረዳን ኣብ ትሕተ ሃገራውነት ተዓምጺጽና ብምህላውና ከምኡውን ብሕሱም ፍርሕን ሽቕረራን ኣብ ትሕቲ ራሕ ኢድ ህግደፍ ወዲቕና … more
↧