Quantcast
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ቀዋሚ ምዱብ ሰራዊት ይሃልወና

ቋም ምዱብ ሰራዊት ይሃልወና የዋህ ሓፋሽ ህዝቢ ካብ ጊዜ ገድሊ ጀሚሩ፡ ከምዚ ሕጂ ዘይኮነስ ብጀካ ኢሳያስ ካልእ ሊቅ ዝኾነ መራሒ የልቦን ኢሉ ዝኣመነሉ እዋን ነይሩ’ዩ። ተዛሪቡ መዓርን ጸባ ዘፍስስ፥ ተዛሪቡ ዘስምዕ፡ ሰሪሑ ደድምዕ፡ ተቃሊሱ ዘውድቅ፡ እፍ ኢሉ ህይወት ዝስኹዕ፡ ኲሉ ዝፈልጥ፡ ተኣምር ድሰርሕ፡ ዝተንበዮ ዘብጽሕ፡ ሊቀ ሊቃውንት ኮታስ መዓረ ፈጣሪና … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130