መጸዋዕታ ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ኤርትራ ጻውዒተይ ናብ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እኳ እንተኾነ፡ ዝያዳ ግን ናብቶም፡ ሓርበኛታት ተቓለስቲ ኣባላት ተሓኤ ነበርን ተቓለስቲ ህግሓኤ ነበርን ዘተኮረ ኢዩ። ክቡራት ገዳይም ሓርበኛታት ተቓለስቲ፡ ድሕሪ እታ ስማዊት ናጽነት ኤርትራ 1991, ውሽጥን ኣካይዳን መራሕቲ ህግደፍ ፈሊጥኩም፡ ኣንጊህኩም ኣብ ምቅዋም ስርዓት ህግደፍ ዝኣተኹም ክቡራት ሓርበኛታት፡ ከምቲ ሓደ ኣራዊተ-ገዳም … more
↧