ዝራብዕ ኣይለምልም፡ መንእሰይ ኣይሳለም።
ዝራብዕ ኣይለምልም፡ መንእሰይ ኣይሳለም። 23-04-14፡ ኣቐዲመ ንብሙሉኡ ህዝብናን ሃገርናን ርሑስ ፋሲካ ክኾነልና እምነ። ፈጣሪ ነዛ ዓለምና ሰላም ከውርደላ’ውን ምሒር እጽሊ ። ቀጺለ ከምሓደ ኣረጋውን ኣማኒ ኦርቶዶክስን ፍትሓተ-ጾመ-ልጓም ንምጽምባል ኢለ ቤተ-ክርስትያን ክስዕም ምስከድኩ ብ...
View Articleኣቦይ ቀኛዝማች! 3ይ ክፋል፥
እቲ መብራህቲ ምስ ወሰዱዋ ኣቋሪጹ ዝነበረ ጓይላ ናይ ጎረቤትናውን ብኡ ንብኡ ስለ ዝጀመረ፡ ‘እሞ በሉ ኣቦይ ቀኛዝማች መዓረይ፡ ኣነስ ክገድፈኩም፡ ኣብዛ ጓይላ ቅልቅል ኢለ ክመጽእ፡ ንስኹምውን ኣብ መገዲ ውዒልኩም ደኺምኩም ኢኹም ዘለኹም እሞ ኣዕርፉ፡ ጽባሕ ከነዕልል ኢና።’ … more
View Articleሕጂ’ውን ዝራብዕ ኣይለምልም መንእሰይ ኣይሳለም!!
ሕጂ’ውን ዝራብዕ ኣይለምልም መንእሰይ ኣይሳለም!! 28-04-14፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ። ሓንቲ ሓጻር ነገር ንምባል ኢየ ነዚ ኣርእስቲ ተመሊሰዮ። ኩሉኹም ዝበልኩሞ ብንጹር ተረዲአዮ ክኸውን እትስፎ። “ጭሩስ ብዓቕማ ትሕጎም”፡ ከምዝባሃል ሎሚ እንተተባሃሃልና ንዝሓሸት ጽባሕ’ምበር...
View Articleናብ ፍትሒ ጉየ …
ሓደ ካብቶም ኣብ ከተማ ቦስተን ዝነብር ናይ ፌስቡክ የዕሩኸይ: ኣብ ማራቶን ቦስቶን ኤርትራዊ መቦቆሉ ይመርሕ ኣሎ ዝብል ጽሑፍ ምስ ኣውጽአ: ኣብ ቦታ ስራሐይ ኮይነ: ነቲ ውድድር ላይቭ ተኸታቲለዮ:: ዋላ’ኳ ከም ኣመሪካዊ ይወዳደር: እታ ሕደ ትገብረና ኤርትራዊ መቦቆል ትብል: ናይ ስጋ ስለ ዝቐንጠወትኒ: ከምቲ ቐደም...
View Articleኣቦይ ቀኛዝማች! – 4ይ ክፋል
“እዞም ሕዪ ዝጻኦቱ (ብጃምላ ምስዳድ) ዘለው መንእሰያትከ ናበይ የብሉ ኣለዉ? ብሓደ ሰሚሮም፡ ነዚ ጒልሓይ (ተባላዕን ቀዛፍን ሕማም ከብቲ) ዚኾነ ስርዓት ክፋለሙዎዶ ይዳለዉ ኣለዉ?” በሉኒ ክሳዶም ናባይ ጠውዮም ዓይኒ ዓይነይ እናጠመቱ። ‘ኣይ! ናይ ጣዕሳ ወረቐት ብምምላእ፡ ክልተ ካብ ሚእቲ ከፊሎም፡ ኣብ ቅድሚ’ቲ...
View Articleጀጋኑ ተቓለስቲ ይሓልፉ፣ ታሪኽን ሞያን ጀጋኑ ግን ይነብር፡
ስዉእ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር፤ ኣብ ታሪኽ ናይ ቃልስታት ናይ ደቂ-ሰባት ምስ እንውከስ፣ ቡዙሓት ሰብ ዝናን ሰራሕቲ ታርኽን፣ ክሓልፉ ከለዉ፣ ታሪኾም ግን ከም ህያው ኮይኑ፡ ንውርሻን ንትምህርትን ክነብር ንርኢ። ታሪኽ ክንብል ከለና ድማ፡ ክልተ ገጽ ዝሓዘ እዩ፣ ማለት ኣዎንታውን ኣሉታውን። እቲ ኣዎንታዊ ሸነኹ...
View Articleእዛ ሃገር ተስፋ አለዋ!
እቲ ወትሩተጻብኦንመከራንዘይመሐደጎ፣ሳላረቡን/አምላኹን ግን ንኹሉ ተጻብኦታትን ፈተነን እንዳጠሐሰ ሐድነቱ ሐልዩ ንወለዶታት ዝተሰጋገረ ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ’ውን ካብ ዝተፈላለየ ውሽጣውን ደጋውን ፈተነታት አይደሐነን። ህዝቢ ኤርትራ ሐቂ ብሐቁ ተወጺዑ ኢዩ። እቲ ነጻነቱን ሐርነቱን ንምውሐስ፣ ን30...
View Articleምዕራፍ 10፡ ክሳብ ተኽሊጥ
ምዕራፍ 10፡ ክሳብ ተኽሊጥ ርግጽ’ዩ ህዝቢ ኵናት ኣይደልን’ዩ። ‘ሃየ ተወረርካ!’ ብምባል ከም ዝዋጋእ ክትገብሮ ግን ቀሊል’ዩ። ሓንሳብ ኵናት ምስ ተጀመረ ድማ ነቶም ኵናት ዝቃወሙ ሰባት ከም ትሕተ ሃገራውያን ተጸልሞም።...
View Articleሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ “ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ” ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 1ይ ክፋል 04/05/2014 መእተዊ፦ ኣብ ታሪኽና ውልቀ-ሰብ ኣልዒልካ ምዝራብ ልሙድ ኣይኮነን።...
View Article“ኢሰያስ: ሰብ መሰል እንስሳ፡ንህዝቢ ኤርትራ ነንሕድሕዱ ከም ዝብኢ ክዋዳእ፡ ተላኢኹ ዝመጸ ኢዩ።”–መልኽእቲ ሓደ ዝጎሃዩ ‘ቦ
ክቡራትን ፍቱዋትን ደቂ ኤርትራ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጽሑፍ ምስ ሓደ ተባዕ ኣቦ ናይ ዕድመ ብዓል ጸጋ ዚኾኑ ዝገበርኩዎ ዕላል ኢዩ።እዞም ተባዕን ብዓል ሓቦን ዝኾኑ ኣቦን፡ኣነን ድማ ኣብ ሆላንድ ንነብር። ዚኸበርካን ዚተፈተኻን ኣማኑኤል ወደይ ብመጀመርያ እቲ ንወዲ ሰብ ዓንዲ ሕቆ ሕይወት ዚኾነ...
View Articleሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ “ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ” ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 2ይ ክፋል 07/05/2014 ኣብ ዝሓለፈ 1ይ ክፋል በዛ ትስዕብ ሕጡበ-ጽሑፍ ኢየ ተፋንየኩም። “ኣብዚ...
View Articleመንግስቲ ናፊቕና!
መንግስቲ ናፊቕና! እታ ድሕሪ ነዊሕ መሪር ቃልሲ መስዋእትን ዕንወትን፡ ኣብ ወርሒ ግንቦት 19991 ካብ ዝተፈላለዩ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተጋላገለትን ማሕበረሰብ ዓለምውን ብመሰረት ምርጫ ህዝባ፡ ኣብ ሚያዝያ 1993 ከም ሃገር ብወግዒ ዝፈለጣን ኤርትራ ሃገርና፡ ሎሚውን ከም ወትሩ፡ በዚ ብመወስዋእቲ ጀጋኑ ኤርትራ፡...
View Articleሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ – 3ይ ክፋል
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ “ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ” ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 3ይ ክፋል 11/05/2014 ኣብ 2ይ ክፋል በዛ እትስዕብ ኢየ ተፋንየኩም፦ “ከምቲ ኣብ መእተዊ ጽሑፈይ ዝበልኩዎ፣ እዚ...
View Articleሃገር ብመንጽር ህግደፍን ደምበ ተቓዉሞን።
ሃገር ብመንጽር ህግደፍን ደምበ ተቓዉሞን። መጀመርታ ሃገር እንታይ ትርጉም ከምዘለዎ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦኳ እንተኾነ ነዚ ሕድሽ ወለዶ ዘደናግር መግለጺ ዝህቡ ናይ ዘመንና ፖለቲካዉያን ስለዘይተሳእኑ ብሕጽር ዝበለ ስነ-ፍልጠታዊ መልክዑ ከቕርብ ጽቡቕ ይመስለኒ ። ሃገር ማለት ሓደ ዉሱን ጀኦግራፊካዊ ኣቀማምጣ...
View Articleሃገር ተጋጊኻ ኣለኻ!
ሃገር ተጋጊኻ ኣለኻ! ናብታ “ጽናሕ ኣታ ስዲ ወዲ ሰበይቲ! ናብዛ ገዛ ገጽካ ኪትመጽእ እንዲኻ ከርእየካ’የ ስራሕካ!” እናበለት ኣብ ደገ ወጺኣ፡ ናብቲ ንእሽቶይ ሓወይ ደንጎላ ክትድርቢ ዝጸናሓትኒ ወላዲተይ ቅርብ ኢለ፡ ‘ከመይ ኣምሲኺ ኣደይ? ደሓን ዲኺ ደኣ ምሸት ምድሪ ኣብ ደገ ወጺእኪ ትጻረፊ ዘለኺ?’ በልኩዋ...
View Articleሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ – 4ይ ክፋል
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ “ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ” ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 4ይ ክፋል 16/05/2014 ኣብ 3ይ ክፋል; ናይቲ ኣምባሳደር ተስፋሚካአል ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝገበሮ...
View Articleኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ
ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1555 ጀሚሩ ክሳብ 2014 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ጸኒሑን ኣሎን። እቶም ንኤርትራ ዝገዝኡ ስርዓታት ቱርኪ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡እንግሊዝ፡ ኢትዮጵያን ኢሰያስን ኢዮም። መግዛእቲ ቱርኪ ካብ 1555 ክሳብ 1865 ንከባቢ 300 ዓመታት፡...
View Articleሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ “ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ” ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 5ይ ክፋል 22/05/2014 ኣብ 4ይ ክፋል በዛ እትስዕብ ሑጥበ-ጽሑፍ ኢየ ተፋንየኩም፦ “እዚ ክብ...
View Articleወልፊ ስልጣን
ወልፊ ስልጣን በዓል ቈጽሊ፡ በዓል ሓይሊ፡ በዓል ጽልዋ ምዃን ደስ ይብል። ብዘይ ዓቃሪቦ ግን ኣይኮነን። ስልጣን ንመዓልታዊ ህይወት በዓል ስልጣንን ንንቡር ዝምድናታቱ ኣብ ስነሓባራዊ ናብራን ይቕይሮ። ርግጽ፡ ስልጣን ኣብ በዓል ስልጣን ኣዎንታዊ ጽልዋታት ይፈጥር እዩ። ነፍሰ ንቕሓትን እምነትን ክብ የብል። ነቲ በዓል...
View Article