ሃገር ተጋጊኻ ኣለኻ! ናብታ “ጽናሕ ኣታ ስዲ ወዲ ሰበይቲ! ናብዛ ገዛ ገጽካ ኪትመጽእ እንዲኻ ከርእየካ’የ ስራሕካ!” እናበለት ኣብ ደገ ወጺኣ፡ ናብቲ ንእሽቶይ ሓወይ ደንጎላ ክትድርቢ ዝጸናሓትኒ ወላዲተይ ቅርብ ኢለ፡ ‘ከመይ ኣምሲኺ ኣደይ? ደሓን ዲኺ ደኣ ምሸት ምድሪ ኣብ ደገ ወጺእኪ ትጻረፊ ዘለኺ?’ በልኩዋ በቲ ጸላም ኩነታታ ክመዝን ዓይኒ ዓይና … more
↧