ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1555 ጀሚሩ ክሳብ 2014 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ጸኒሑን ኣሎን። እቶም ንኤርትራ ዝገዝኡ ስርዓታት ቱርኪ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡እንግሊዝ፡ ኢትዮጵያን ኢሰያስን ኢዮም። መግዛእቲ ቱርኪ ካብ 1555 ክሳብ 1865 ንከባቢ 300 ዓመታት፡ መግዛእቲ ግብጺ ካብ 1865 ክሳብ 1885፡ መግዛእቲ ጣልያን ካብ 1885 … more
↧