ሕጂ’ውን ዝራብዕ ኣይለምልም መንእሰይ ኣይሳለም!! 28-04-14፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ። ሓንቲ ሓጻር ነገር ንምባል ኢየ ነዚ ኣርእስቲ ተመሊሰዮ። ኩሉኹም ዝበልኩሞ ብንጹር ተረዲአዮ ክኸውን እትስፎ። “ጭሩስ ብዓቕማ ትሕጎም”፡ ከምዝባሃል ሎሚ እንተተባሃሃልና ንዝሓሸት ጽባሕ’ምበር ሰዓርን ተሳዓርን፡ ረታዕን ተረታዕን ኰንና ክንፈ ላለ ኣይኮነን። ብመሰረቱ ሓሳብ ንሓሳብ ክጋጮ ዘድልየሉ ምኽንያት ጌጋ ንምውሓድ እንተኾይኑ … more
↧