“…ዝተቓለስናሉን ዘገልገልናዮን ውድብ!…”
“…ዝተቓለስናሉን ዘገልገልናዮን ውድብ!…” ‘እንቋዕ ጥራይ ብሂወት ሃለወ’ምበር ንሕናስ ከምዘይተበደልና ጌርና ኢና ንሪኦ! ነዚ ንዓመታት ዝተቓለስናሉን ዘገልገልናዮን ውድብ ከኣኒ ሕጂ ስለ ዝመረረና ጥራይ፡ ሕቘና ኣይንህቦን ኢና!’ እዚ ቃል’ዚ፡ ብሃጥር (ብጅግና) መራሒ ነፋሪት (pilot) ደጀን ዓንደ ሕሸል፡ ሰባር...
View Articleለበዋ ንመንእሰያት ኤሪትራ – 2ይ ክፋል
ለበዋ ንመንእሰያት ኤሪትራ 2ይ ክፋል ከመይ ትኾኑ ተኻታተልቲ መርበብ ሓበረታ ኢንተርነት ኣብ ቀዳማይ ክፋለይ ብዛዕባ ክብረት ሰብ ንመንእሰያት ተላብየኩም ኔረ እዚ ኣነ ብዝፈልጦ ወገን ኮይኑ ግን ኣብ መላእ ኤሪትራ ኣብ ወወረድኡ ወይ ምምሕዳሩ ግፍዒ ዘይወረዶ ለባም ወይ ዘይደሃልዎ ሽማግለ የለን። ንኣብነት ኣብ...
View Articleደቂ ሕድርትና ውሽጠይ
ደቂ ሕድርትና ውሽጠይ መኪና ክዕድግ ኣድልዩኒ ትሰማማዓኒ ክሳብ ዝረክብ ነዊሕ ደልየ። ሓንቲ ከኣ ኣብ ልበይ ሓዲራ። ብኵሉ ሸነኻታ ካብ’ታ ዝጸንሓትኒ መኪና ትፍርዝን። ክሳብ ሽዑ ዝሓዝኩወን መኪናታት ‘ኣቲ’ ተባሂለን ዝጽዋዓ ንኣሽቱ እየን። የዕሩዅተይ ኵዕሶ ተኒስ ኢሎም ዝጸርፉዋ ሚክራ ነይራትኒ። ብድሕሪኡ ኣነ...
View Articleብደለይቲ ፍትሒ ኣብ ስታቫንገር ዝተካየደ ጸረ ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ።
ብዕለት 24.05.14 ኣብ ከተማ ስታቫንገር ብጭፍራ ህግደፍ ሓደ ንኣውሎን ማሰን መልቀስን ዝምልከት ሴሚናር ተኻዪዱ ነይሩ። ኣብዚ ብስነ ጥበባዊ ሰለሙን ጸሃየ ዝቐረበ ሴሚናር ብርክት ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ይኹን ደገፍቲ ህግደፍ ከም ዝተሳተፉ ዝፍልጠ ኮይኑ፡ ወኪል ጭፍራ ህግደፍ እየ በሃሊ ተኽለ ንጉሰ ፈዳይ (ምስ ጻዕዳ...
View Articleሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ – 6ይን ናይ መወዳእታን ክፋል
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ “ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ” ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 6ይን ናይ መወዳእታን ክፋል 29/05/2014 ኣብ ሓሙሻይ ክፋል፣ ኢሰያስ ባዕሉ “ከምዚ በዓል ወዲ-ገራህቱ ኣብ...
View Articleምዕራፍ12፡ምስጋም ናብ ጸጸራት
ምዕራፍ12፡ምስጋምናብጸጸራት እታናይሓርነትኦምወትሩክትጥጥዕእንተኾይናደምሓርበኛታትክትሰቲኣለዋ።ምኽንያቱንሳቶምጥራይ’ዮምከምባህርያዊዱኽዒዘገልግሉዋ። ቶማስጀፈርሰን ቤትማእሰርቲጸጸራትፍሩድንመርመራወዲኡፍርዲዝጽበንስለዝኣትዎ፡ኣብሰሙንክልተግዜምግቢክኣትውፍቑድነይሩ።ረቡዕረቡዕኣብናይቅድሚቐትሪዘሎግዜድማናይምብጻሕመዓልቲ...
View Articleዕርቂዶ?….. መን ምስ መን?
ዕርቂዶ?….. መን ምስ መን? 01-06-14፡ ሎሚ ቅነ መንግስትና ሓድሽ ቅዋም ክነድፍ ኣብ ዝሸባሸበሉ ዘሎ እዋን ሓዲሽ ዲፕሎምሲያዊ ዜና ዕርቂ ድማ ንሰምዕ ኣለና። ከምዝፍለጥ ፊንላ ንድ ንሓቐኛ ብኡሳት ዝኸውን ፈውሲ ከምዘለዋ ይንገረላ ኢዩ። እሞ’ዚ ክታብ’ዝስ ነዚ...
View Articleቅዋም …..
ቅዋም ወዲ(ጓል)-ኣርባዓ፡ 04-06-14. “ወዲ-ኣርባዓ” ክበሃል እንከሎስ ከምሓደ ተኣፋፊ ቃል ይውሰድ ይኸውን። ከምኡ ድማ ወደ-ባትን ወ ዲ-ጓናን ናይ ምጉናይ ባህጊ ወይ ዓላማ ብዘለዎም ሰባት ዝዝረብ ይመስል ኢዩ። እንተ...
View Articleቦሎኛ!
ቦሎኛ! ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብዚ ሎሚ ካብ ዚኾነ እዋን ንላዕሊ ፍጹም ዕርቋኑ ወጺኡ፡ ብህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ከም ሕሱም ተፈንፊኑሉ ዘሎ ግዜ፡ ክልተ ዓበይቲ ዕላማታት ንምውቃዕ ኢሉ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ በተን መዳናገርቲ ዝኾና ማዕከናት ዜናኡ፤ ኣብ ወጻኢ ድማ በቶም ‘ኣምበሳደራት’ ኢሉ ዝሰምዮም፡ ገንዘብ ምእካብን...
View Articleጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ፕረሲዳንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ መበል 23 በዓል ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዘስመዖ መደረ “ ንመጻኢ መንግስታዊ ስርዓት መርሓ ፖለቲካዊ ጎደና ዝቕይስ ቅዋም ምንዳፍ ክጅምር ምዃኑ፡ በዚ ኣጋጣሚዚ ከፍልጥ እፈቱ “። ክብል ከምዝኣወጀ ሰሚዕና ኣለና። ድሕሪ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ጉዳይ ቅዋም ንመጀመርታ ግዜ...
View Articleእቶም ክልተ፣ ዕላምኦም ሓደ፣ መልሓሶም ዓሰርተ መን’ዮም?
እቶም ክልተ፣ ዕላምኦም ሓደ፣ መልሓሶም ዓሰርተ መን’ዮም? ብስራት ኣየናይ ኢዩ? ጅግና ኤርትራዊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል (ሰባር ካርሸሊ) ካብ’ቲ ን15 ዓመታት ብዘይፍርዲ ተመቚሑሉ ዝነበረ ቤት-ማሕቡስ ውልቀ-ምልኪ ብትብዓት ፈንጢሱ ድሕሪ ምውጽኡ ጥዑም ድሃዩ ክንሰምዕ ምብቃዕና ድዩ፣ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣብ’ቲ ኣብ...
View Articleሓውኻ ኣበይ ኣሎ? –ሓዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ።
“ብእምነት ናይ ሓቂ ደቅና’’ ናብ ዝኾኑ ምእመናንን፣ ናብ ኵሎም ሰብ ጽቡቕ ድላይን፣ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን፣ ካብ ክርስቶስ ኢየሱስ ጐይታናን፣ ጸጋን ምሕረትን ሰላምን ምሳኻትኩም ይኹን።1 ብትንሣኤ ክርስቶስ ኣብ ልዕሊ ኃጢኣትን ሞትን ዓወት ዝተረኽበሉ፡ በዚ ዘመነ ትንሣኤ ብጐይታ ኣብ ብርሃን ምእንቲ ክትህልዉ፡ፍረ...
View Articleንስኺ ደኣ እሞ…!
ንስኺ ደኣ እሞ…! መበገሲ ጽሑፈይ፡ እቲ ብዕለት 07/06/2014 ብራድዮ ወጋሕታ ዝሰማዕኩዎ መስደመም ቃለ መጠይቕ መሳርሒ ህግደፍ ዝኾነት ወ/ሮ ሶፍያ ተ/ማርያም፡ ምስ ፈነወ ራድዮ ኤስ ቢ ኤስ እዩ። ኣሳሰዪት ሶፍያ ብዛዕባ ቋንቋን ባህልን ህዝቢ ኤርትራ ምንም ኣፍልጦ ስለ ዘይብላ፡ ቋንቋታት ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን...
View Articleመብጸዓ ግንቦት
መብጸዓ ግንቦት ማሕሙድ ሳልሕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት መሪር ኲናትን ከቢድ መስዋእት ብ1991 ነቲ ዕማም ምሕራር መሬቱ ክዛዝም እንከሎ፡ ዕስራን ሰለስተን ዓመታት ድሕሪ ምጭባጥ ናጽነቱ፡ ደቁ ዓዶም መሪርዎም ናብ ሞት ሃጽ ክብሉ፡ ካብ እንስሳ ሓሲሮም መዛረቢ ዓለም ክኾኑ እዮም ዝብል ትጽቢት ኣይነበሮን።...
View Articleትፈልጦዶ?ሕግታት ኣገዛዝኣ።4ይ ክፋል
ትፈልጦዶ?ሕግታት ኣገዛዝኣ።4ይ ክፋል 16-06-14። Robert Greene on his 48 laws of power: ‘I’m not evil – I’m a realist’“ኣነ ተንኮለኛ (ክፉእ) ኣይኮንኩን – ኣነ ሓቀኛ(ውዱዕ) እየ’”። ብ1959 ኣብ ኣመሪካ ካሊፎርኒያ ዝተወልደ ጸሓፍን ተመራማርን ሮበርት ግሪን ገና...
View Articleንሕና ምስ ጳጳሳትና ሸጥ መዓንጣና
ንሕና ምስ ጳጳሳትና ሸጥ መዓንጣና ሎሚ እዛ ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ ዓውደ ኩናት ናይ ርኹሳንን ቅዱሳንን መናፍስቲ ኮይና ኣላ። ቅዱሳን መናፍስቲ ሕሰም ህዝብና ክዛዘምን፡ ነባሪ ፍስሃን ራህዋን ክሰፍንን፡ ብስርዓተ ሕግን ዘንግን እትምራሕ ሃገር ክትህልወናን፡ ኣርባዕቱ ወንጌላውያን ብስም ኣርባዕቱ ጳጳሳን ካብ ጽርሃ...
View Article