Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ

$
0
0
  ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ “ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ”                    ታደሰ ኪዳነ           በርሚንግሃም                     5ይ ክፋል           22/05/2014   ኣብ 4ይ ክፋል በዛ እትስዕብ ሑጥበ-ጽሑፍ ኢየ ተፋንየኩም፦ “እዚ ክብ ኢሉ ዝተጠቕሰ ሓሳባት፣ ብማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ህግደፍ ናብ ኩሉ ኣብ ደገ ዝነብር ኤርትራዊ ዝተዘርግሐ ሓደገኛ ፖሊሲ ኢዩ። ብዓቐኑ ዝፈላለ’ኳ እንተኾነ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130