ክቡራትን ፍቱዋትን ደቂ ኤርትራ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጽሑፍ ምስ ሓደ ተባዕ ኣቦ ናይ ዕድመ ብዓል ጸጋ ዚኾኑ ዝገበርኩዎ ዕላል ኢዩ።እዞም ተባዕን ብዓል ሓቦን ዝኾኑ ኣቦን፡ኣነን ድማ ኣብ ሆላንድ ንነብር። ዚኸበርካን ዚተፈተኻን ኣማኑኤል ወደይ ብመጀመርያ እቲ ንወዲ ሰብ ዓንዲ ሕቆ ሕይወት ዚኾነ ጥዕና’ዩሞ፡ኣብሕይወትካ ምሉእ ጥዕና፡ ኣብ መዓልታዊ ምንቅስቃሳትካ … more
↧