Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ህዝብታት ኤርትራ፡ ንጽገና ዝጸውር ሕቆ የብሎምን!!

$
0
0
ጽገና ወይ ምጽጋን ዝብል ቃል፡ ብተራ ትርጉሙ፡ ምዕራይ፣ ምምሕያሽ ወይ ምልግጋብ ማለት እዩ፡፡ ብመንጽር መሰረታዊ ባህርያት ስርዓታት፡ ትርጉሙ ክረአ እንከሎ፡ መሰረታዊ ፖሎቲካዊ ባህሪኡ ከይተለወጠ፡ ኣብ ገለ ዘኽፍኡ መዳያት ናይ መልክዕ ምቅይያር ወይ ምምሕያሽ ብምግባር፡ ቀጻልነቱ ምውሓስ ማለት እዩ። ጽገና፡ ኣብ ጨቆንቲ ፖሎቲካዊ ስርዓታት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝወርዱ ዓበይቲ ግፍዕታት፡ ነቶም … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130