Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

“ህይወት ኣብ ክልተ ዓለም”

ህይወት ንባዕላ ብተፈጥሮ መስተንክር ኢያ። ካብ ተፈጥሮ ወጻኢ ግዳማኢ ጻዕኒ ክውሰኻ ከሎ ከአ ክትጽብኽን ክትከፍእን ናይ ግድን’ዩ። ናይ ባዕላ ዝኾነ መምርሒ ሕጊ ኡኳ እንተሃለዋ፣ ኩሉ ጊዜ ግን በቲ ህይወት ኮይናቶ ዘላ ኣካል እትምራሕ እምበር ባዕላ መሪጻ ነቲ ኣካል ክትመርሕ ኣይትበቅዕን። ምክንያቱ ኩሉ ህይወት...

View Article


መግለጺ መሪር ሓዘን ብምኽንያት ሞት ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ቀሺ ካሕሳይ

ጥሪ 18, 2016, መግለጺ መሪር ሓዘን ብምኽንያት ሞት ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ቀሺ ካሕሳይ ፣ ክቡር ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ብዕለት 14 ጥሪ, 2016 ብዘጋጠሞም ናይ መኪና ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮሙና።  ብሃንደበታዊ ሞት ናይ ቀሺ ሓይልኣብ ኣዝዩ ከቢድ ስንባደን መሪር ሓዘንን ተሰሚዑና፤ ሞት ናይ ኣቦና ቀሺ...

View Article


መድረኻውያን ህዝቢ ንምድሓንዶ ንስልጣን፧

ገለ ሰባት “ንሰብ ከይሞተ ኣይትእመኖ” ክብሉ  ሰሚዔ ኣሎኹ። ከምኡ መበሊኦም ምኽንያት ሰባት ብህይወት ክሳዕ ዘለዉ መርገጺኦምን ኣተሓሳስበኦም ካብ ግዜ ናብ ግዜ ክቀያየር ስለ ዝኽእል ኢዩ። ዝኾነ ሰብ ኣተሓሳስብኡ ክቕይር ወይ ኣብታ ዝበላ ነቒጹ ክጸንዕ መሰሉ ኢዩ፥ ይኹን እምበር፥ ኣብ ሓጺር እዋን 360 ዲግሪ ተቐይሩ...

View Article

መድረኽ፣ እንቛዕ ናብ መቃለሲ ቦታኹም ብደሓን መለሰኩም!

መድረኽ፣ እንቛዕ ናብ መቃለሲ ቦታኹም ብደሓን መለሰኩም! (መድረኽ ፖለቲካዊ ውድብ’ዶ ወይስ ሲቪካዊ ማሕበር?) ብመጀመርያ፣ ነቲ መድረኽ ንኢትዮጵያ ምምላስን ትፋእኻ ምልማጽን ማዕረ ጌርካ ክኸይድ ዝቐነየ ናይ ድሕረ ናይሮቢ ደዓያት፣ ናብ ሓደ ወገን ሓዲግና፡ መድረኽ ንኢትዮጵያን፣ ኣዲስ ኣበባን ተመሊሶም ክሰርሑ ዘርኣይዎ...

View Article

ሽግር ሓድነት ኣብ መንጎ ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራ

… more

View Article


መኸተ –ኣንጻር ስቓይን መከራን ዘናውሑ ዜጋታት ኤርትራ!!

ዝኸበርኩም አሕዋት ዜጋታት ኤርትራ፡ ህዝብና፡ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ብግዕዙይ ምሕደራ፡ ብድኽነትን ስእነትን፡ ብጭንቅን ሕሰምን ይሳቐ ከምዘሎ ካባኻትኩም እውን ዝተኸወለ ኣይኮነን።  ብሰንኪ ብልሹው ምሕደራ ዜጋታትና ከም ኣቕሓ ብይጽንሓለይ ይእሰሩን፡ ብዘይ ንቡር መስርሕ ፍርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይበልዩን ኣለው።...

View Article

ንዓመታ’ሞ ግድን ሓዲኡ ኣሎ።

ንዓመታ’ሞ ግድን ሓዲኡ ኣሎ።      26.01.2016፡ WEDI DIMBEZANon January 16, 2016 at 10:26 pm said: “ከምቲ ኣዴታትና ዝበልኦ “ጉልቻ ምቅይያር ነቲ ጸብሒ ኣየመቅሮን”። እቲ ጉዳይ ካብቲ ሱሩ ኣብ ጽልኢ ዝተመርኮሰን ናይ ባዕዲ ባ ህሊ ዘዅርዖ ቃልሲ ፣እቲ ውሽጡ ውሽጡ ንሕና ካብዘን...

View Article

ኤርትራ ኣብ ቅልውላው –ህጹጽ ብድሆን ስሙር ተግባራትናን –ብ ድምጽና – 2ይ ክፋል

ኤርትራ ኣብ ቅልውላው – ህጹጽ ብድሆን ስሙር ተግባራትናን ድምጽና መጻኢና ኣብ ኢድና መእተዊ ውርሻታትና፣ ዲሞክራሲን ኤርትራዊ ተመኩሮን ቀንዲ ሽግራትና፣ ኢሳያስ አፈወርቂን ዘውዳዊ ትውልዱን ጸይቀ-እምነቱን ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገበነይና በላዕሰብ ካብ ሱሩን ጉንዱን ምእላይ ምልክነት ሓጺርካ ንምድምሳስ ዘድሊ ሰፊሕ ስምረት...

View Article


ደወለ-ኤርትራ* (state of Eritrea) ንምድሓን ዘጋጥሙ ከበድቲ ዕንቅፋታት፤

ደወለ-ኤርትራ* (state of Eritrea) ንምድሓን   ዘጋጥሙ ከበድቲ  ዕንቅፋታት፤ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ / EFND) ሓደ ካብ’ቶም ቀንዲ ምልክታት ናይ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህዝባዊ ተሓታትነት ዘረጋግጽ  ቅዋማዊ ስርዓት ዘይምህላዉ አዩ። ዋላ’ኳ ኣብ መጀመርያ  ኣበጋግስኦም ህዝባዊ ደገፍ...

View Article


ጋዜጣዊ መግለጺ: ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ –ዓባይ ብሪጣንያ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ንዕለት 17 ጥሪ 2016  ሕዝባዊ  ኣኼባ ከም እነካይድ ሓቢርና ኔርና። ከምቲ ዝመደብናዮ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ዜተባብዕ፡ ዉዕዉዕ ተሳታፍነት ውን ተዓዚብና። ኮሚቴና ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝፈጸመቶም ዕማማት ጸብጻብ፡ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪባ። ኣብ ዝመጽእ ቀረባ እዋን ዝሳለጡ ዕማማት እውን...

View Article

ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ: ኣርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኪዳነ-ምህረት ከተማ ሮቶርዳም –ሆላንድ

ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ኣብታ ብህግደፍ እትመሓደር፡ ኣብ ከተማ ሮቶርዳም ሆላንድ እትርከብ ኣርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነ-ምህረት ኤርትራ፡ ዝምልከት ሓደ ንብዙሓት ዘሰንበደ፡ ዘይንቡር ዜና ተዘርጊሑ። ንሱ ካኣ ካብተን ናብቲ ቤተ-ክርስቲያን ዝመላለሳ 22 ዝኾና ትሕቲ-ዕድመ ደቂ ኣንስቲዬ ጠኒሰን ኣለዋ ዝብል እዩ። እዚ...

View Article

እተዓብሰ ድምጺ፡ ማርዮን ቦልዋይን/ዩሮን ፊሰር (ትርጉም ብሩት ሃብተማርያም)

… more

View Article

ህግደፍ ሓቅን ሓሶትን ከተዓርቅ ይጽዕር ኣሎ

  እቲ ቁርዲድ ህዝቢ ኤርትራ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብሩራዊ ኢዮበልዩ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዓቢ ፈንጠዝያን ዳንኬራን ንምጽንባል፡ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ይሸባሸብ ኣሎ። ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ጽምብል መዓልቲ ናጽነቱ ብድምቀት ከኽብሮ ይግብኦን ዓስቢ ክቡር መስዋእቱን’ዩ። ብፍላይ እቲ መዘና ኣልቦ...

View Article


ተመን ኣብ እግርኻ በትሪ ኣብ ኢድካ!! መልእኽቲ ሰራዊት ሕድሪ፡

… more

View Article

ደምዳሚ መግለጺ ራባዓይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓደነት ኤርትራ ደግሓኤ

… more

View Article


ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኸባ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት!!

… more

View Article

ስውርቲ ሰልፊ ገበነኛ ዲያ?

ስውርቲ ሰልፊ ገበነኛ ዲያ?     04.02.16፡ ብዘይጥርጥር ገበነኛ! ዋላ ምሒር ድኽነት ፖለቲካ ወይ ስስዐ ነብሲ ይሃልወና ነዚ ህግደፍ ከም ድርዒ፡ ሰልፉ ድማ ከም ርቂ ገይሩ ህዝብናን ሃገርናን ዘጽንት ዘሎ ገበነኛ ስርዓት ከመይ ከደናግረና? መቸም ኢሳይያስ ሰውራና ከዕኑ ብንጉስ ሃይለስላሰ ተላኢኹ ምግ ዳሉ ዝቐተሮ...

View Article


ምልኪ ብእግሩ ደው ኣይብልን`ዩ !

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ምልኪ ብእግሩ ደው ኣይብልን`ዩ ክበሃል እንኮሎ`ኮ እግሪ የብሉን ማለት ኣይኮነን፤ እኳ`ደኣ ዝደልደለ፤ ረጊጽካ ረጋጊጽካ ንድልየታትካ ንምፍጻም ዘገልግል  እግሪ እንተሎ እግሪ ምልኪ`ዩ ! ግና ብመጠን`ቲ ክምንዘዖ ዝደሊ ዘይተኣደነ ሓለፋ  ክረኤ እንኮሎ ነዚ ገዚፍ ገበን  ኣብራኹ ንበይነን ክጾሮኦ...

View Article

ኣገድሲ ሰሚናር ኣባላት 2 ምሓዙት ውድባት ኣብ ስቱትጋርድን ከባቢኣን፡

… more

View Article

ንቅርጸት ከብዲ ማሕጎማ

        ወፍሪ ዶ/ር ጸገዛአብ ናብ ቤ/ክርስትያን ሮተርዳም                                           ንቅርጸት ከብዲ ማሕጎማ            አብዚ ቅንያትዚ ነቲ አብ ቤተክርስትያን ሮተርዳም ሆላንድ ናብ ዘይንቡር ደረጃ ዝበጸሐ ምፍሕፋሕ … more

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live