ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ምልኪ ብእግሩ ደው ኣይብልን`ዩ ክበሃል እንኮሎ`ኮ እግሪ የብሉን ማለት ኣይኮነን፤ እኳ`ደኣ ዝደልደለ፤ ረጊጽካ ረጋጊጽካ ንድልየታትካ ንምፍጻም ዘገልግል እግሪ እንተሎ እግሪ ምልኪ`ዩ ! ግና ብመጠን`ቲ ክምንዘዖ ዝደሊ ዘይተኣደነ ሓለፋ ክረኤ እንኮሎ ነዚ ገዚፍ ገበን ኣብራኹ ንበይነን ክጾሮኦ ስለ ዘይክእላ ደገፍ ናይ ህዝቢ የድልዮ። እወ! ዓንዲ ወሰናስንን ዓንዲ ማእከልን ኮይኖም … more
↧