ክልተ ኣገደስቲ ካብ ደልይቲ ፍትሒ ክዉሰድ ዝግበኦ ስጉምቲ
1′ ኤዉሮፓ ሕብረት ንህገደፍ ዚገበሮ ዘሎ ምድንጋጽ እዚ መግለጺ ዘድልዮ ዘይኮነ ኣብ ዓለም ሙሉእ ዝረእይ ዘሎ ሲደት ኤርትራዉያን ቀንዲ ዋንኡ ህገደፍ ክነሱ ኤዉሮጳ ሕብረት በየናይ ሞራል እዩ ምስ ህገደፍ ኪደናገጽ ዝገርም እዩ እቲ ዝገርም ከም ደለይቲ ፍትሒ ዋላሓንቲ ስጉምቲ ዘይምዉሳድና ኢዩ ብሕልፊ እቶም ኣብ...
View Articleመስትያት ቃልስና? ምእሳር ተጋደልቲ ኣብ ሱዳን። ኣቦሓጎ ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን ኣቦ ተጋዳላይ ዓብደላ ሓምዳይን፡
መስትያት ቃልስና??????? ምእሳር ተጋደልቲ ኣብ ሱዳን። ኣቦሓጎ ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን ኣቦ ተጋዳላይ ዓብደላ ሓምዳይን፡ ኣብ ሃገር ሱዳን ብ31 ጥሪ 2016 ተኣሲሮም ዝብል ዜና ሰማዕና። ዘሕዝንን፡ ዘስደምምን፡ ዝገርምን፡ ዘሰንብድን፡ ዘጨንቕን፡ዘንዕቕን፡ዘሔፍርን፡ መግለጺ ታሪኽ ቃልሲ ደምበ ተቓዉሞ ከምዝኾነ...
View Article“ክትበልዓ ዝደለኻያ ኣባ ጉንባሕሲ፥ ዛግራ ትብላ”
“The ultimate measure of a man is not where he stands in moments of comfort and convenience, but where he stands at time of challenge and controversy.” — Martin Luther King, Jr. — ብዕለት 01/31/2016 ኣብ...
View Articleመግለጺ 6 ውድባት ኤርትራ ብጉዳይ ማእሰርቲ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ኣቦ መንበር ውደብ ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን፡ ዓብደላ...
መግለጺ 6 ውድባት ኤርትራ ብጉዳይ ማእሰርቲ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ኣቦ መንበር ውደብ ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን፡ ዓብደላ ሓምዶይን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ከም ዝተገልጸን፡ ካብ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከም ዝተረጋገጸን፡ ነባር ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋ ኣቦ መንበር ውድብ ተጋድሎ...
View Articleባህርያት ተፈጥሮን ጣልቃ ምእታውን
ኣማኑኤል ሳህለ ፍጥረት ምስ ንጥፈታቱን ምዕባለኡን ኣብ ጕዕዞኡ ኪኽተሎ ዘለዎ ፍሉይ ዝኾነ ናቱ መገዲ ኣለዎ። ወድሰብ ድሒሩ እተፈጥረ ኣካል ብምዃኑ፡ ቅድሚ ሰብ ምፍጣሩ መንግስቲ ማዕድንን መንግስቲ ቡቕልን መንግስቲ እንስሳን ነዛ ዓለምና ብሒቶምዋ ነይሮም እዮም። እቲ ማዕድን በቲ ናቱ መገዲ ይምዕብል ነይሩ፡ ማለት ገለ...
View Article“ፍትሓውነት”
ፍትሓውነት ካብ ሰማይ ኣይትነጥብ፤ ካብ መሬት ኣይትቦቁል። እንተኾነ ኣብ ደቂ ሰባት ልቦና ትሰፍርን፥ ሕልናዊ ምምዝዛን ክንገብር ተገድድ። መጀመሪያ ሐደ ሰብ ፍትሓዊ ክብሃል እንተኾይኑ መምዘንን መዕቀንን ግብሩ ብጋህዲ ርእይትኡ ከቅርብ ኣብ ዝኽለሉ ክፉት መኣዲ ምስተሳተፈ ጥራይ ኢዩ ዝፍለጥ። እቲ ግልጹነት ዘየዘውትር...
View Articleመርድእ ሓፍትና ወይዘሮ ኢየሩሳሌም ፍስሃየ
መርድእ ሓፍትና ወይዘሮ ኢየሩሳሌም ፍስሃየ: ብዓልቲ ቤቱ ንተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት): ብ15/02/2016 ኣብ ሆስፒታል ሞርጅ Morges (ኣብ ስዊዘርላንድ) ብሕማም ምኽንያት ዓሪፋ ከምዘላ ንሕብር። ተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት ምስ ምሉኣት ስድራ-ቤት … more
View Articleስዉእ ኣሕመድ ኣስመራ
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ካብ እግሪ ጎቦ ስራጅ ዑመር ወሰናስን ዋርዳፊሎ ዝጅምር VIA8 ብምሓዝ ቀጥ ኢልካ ንሪጋ ሶማል ሓሊፍካ ንማዲሽቶ ንምውራድ ንገዛ ቀረጽ ክትውድእ እናደለኻ ንየማን ቁሊሕ እንተልካ እንዳቦይ መሓመድ ብርሃን ካብቲ ክረኣየካ ዝኽእል ገዛውቲ`ዩ። ( ገለ ካብ ኣንበብቲ ነቲ ዝጠቀስኩዎ ቦታታት ኣበ`ዩ?...
View Articleዝኽሪ ስዉእ ተጋዳላይ ማሕሙድ እስማዒል ኣብ ስቶክሆልም –ሽወደን
ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ማሕሙድ እስማዒል ኣልሓጅ ብሮቡዕ ዕለት 10/02/2016 ኣብ ከተማ ሎንዶን ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና። ስዉእ ማሕሙድ እስማዒል ዳርጋ ዕድሚኡ ብምሉኡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ዝተቓለሰ ሓርበኛ ኢዩ ነይሩ። ካብ’ዚ ብምብጋስ ከኣ፣ ንሰንበት ዕለት 28/02/2016 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም –...
View Articleብይን ገበነኛታት ቅትለት፡ 1ይ ክፋል፡
ብይን ገበነኛታት ቅትለት፡ 1ይ ክፋል፡ 26.02.16፡ መእተዊ፡ ኣብ ዝሓለፈ 7ይ ክፋል ጽሑፈይ “እሞ እዛ ሕብእቲ ሰልፍና ገበነኛ ከምዝኾነት እንተኣሚንኩም እንታይ ትፈርዱዋ?” ክ ብል ተሰናቢተኩም ከምዝቐነኹ ትዝክርዎ ትኾኑ። ንምጥቕላል ዝኣክል እስከ ቁሩብ ንድሕሪት ክመልሰኩም። ዜማ...
View Articleተስፋ ዘስንቕ ጅማረ – 1ይ ክፋል
ተስፋ ዘስንቕ ጅማረ ቀዳማይ ክፋል ብደብረ መእተዊ ብመጀመርታ ካብ መዓሙቕ ልበይ ሰላም ክብል ኣፍቅዱለይ። ከም መእተዊ ብሳልሳይ ተፈኣጥሮኣዊ ሕጊ ኒውቶን ክጅምር። ርክብ ህዝባዊ ግንባር (ናይ ሕጂ ህግደፍ) ምስ ህዝቢ ካብ ጊዜ ገድሊ ንናጽነት ክሳብ ሕጂ ዘሎ ብሳልሳይ ሕጊ ንዊቶን ክግለጽ ይኸኣል ‘ዩ። ኒውቶን ኣባል...
View Articleእተቐየረ ራእይ
ኣማኑኤል ሳህለ ሰብ ይሓስብ፡ ነቲ ሓሳባቱ ድማ ኣብ ግብሪ ኸውዕሎ ይፍትን። ገሊኡ ይዕወት፡ ገሊኡ ግን ኣይዕወትን። እቲ ዘይተዓወተ ገሊኡ ከም ብሓድሽ ኪፍትን ከሎ፡ ገሊኡ ግን ተስፋ ቖሪጹ ካልእ ሓሳባት ክሳዕ ዝመጾ ስቕ ኢሉ ይጽበ። ገለ ሓሳባት ኣብ ናይ ውልቃውን ብሕታውን ጉዳይ ኪሕጸሩ ኸለዉ፡ ገሊኦም ግን ክንዮ...
View Articleተስፋ ዝህብ ጅማረ ካልኣይ ክፋል
ተስፋ ዝህብ ጅማረ ካልኣይ ክፋል ብደብረ ስጡም ኣወዳድባ። ደይ ጸገም ረኺቦም ‘ምበር ኣይ ደቅና እንድዮም፡ ንመን የሕሊፎም ከይህቡና ኣንዳበልና ንነፍስና ምዕሻው ከብቕዕ ኣለዎ። ብሰንኪ እዚ ዕሽነት ኣብ ሊዕሊ ኤርትራዊያን ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ፤ ግፍዕን ምጽማምን ከብቕዕ ኣለዎ። ዝተኣለመልና ዘይተደልየ ህድሕዳዊ...
View Articleመርድእ: ወ/ሮ ሩት ወልደገብራኤል : ብዓልቲ ቤቱ ንኣቶ ንጉሰ ማሓሪ
መርድእ ወ/ሮ ሩት ወልደገብራኤል : ብዓልቲ ቤቱ ንኣቶ ንጉሰ ማሓሪ ብዕለት 31.07.66 ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ:: ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብ ዕለት...
View Article