ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ኣብታ ብህግደፍ እትመሓደር፡ ኣብ ከተማ ሮቶርዳም ሆላንድ እትርከብ ኣርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነ-ምህረት ኤርትራ፡ ዝምልከት ሓደ ንብዙሓት ዘሰንበደ፡ ዘይንቡር ዜና ተዘርጊሑ። ንሱ ካኣ ካብተን ናብቲ ቤተ-ክርስቲያን ዝመላለሳ 22 ዝኾና ትሕቲ-ዕድመ ደቂ ኣንስቲዬ ጠኒሰን ኣለዋ ዝብል እዩ። እዚ ዜና’ዚ ብማስ-ሜዳያ ናይ ሆላንድ ድሕሪ ምዝርግሑ፡ እቲ ጉዳይ ኣዘራራቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ … more
↧