Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ፍትሒ መጋዚን

… more

View Article


መ ር ድ እ : ወ/ሮ ምሕረት ኣስጎዶም

… more

View Article


ኤርትራ ንብዓታ ዝደርዘላን ዝእብዳን ውላድ ትደሊ’ላ

ኣምባሳደር ሄርማን ኮሀን, “The Red Sea is Slipping into Total Arab Control” ብዝብል ኣርእስቲ ንህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ንዝምድናን ምትእስሳርን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ካብ ብዙሓት ኤርትራውያን ናይ ደገፍ፡ ተቃውሞን ሻቅሎትን...

View Article

ምስጋና!

28/12/2015 ምስጋና! ኩሉኩም ሰብ ሕልና ዘምሴኹም ምሳና ልግሲ ዘወፌኹም ንማሕበረተሰብና ብስም መላእ ማሕበር ይብጻሕኩም ምስጋና። ልግሲ ዝኣመሎም ሓሊዮት መበቆሎም ዘለዎም ዝነግፉ ንድሕነት ማሕበሮም ሞራል ዘሐድሱ ልቢ ዘረስረሱ ዝያዳ’ቲ ዝሃብኩም ይሃብኩም እግዚሀር ለጊሱ፡ ሳላ ንጹህ የእዳው ንጹህ ልቢ ለጋስ...

View Article

ሩስያዊ ናይ ዕደና ኩባንያ፣ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ናይ ስራሕ ፍቓዱ ድሕሪ ምዝራዙ ካብ ኤርትራ ወጺኡ።

ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከባቢ ሙልቂ፣ ቀጢና ኣብ እትብሃል ዓዲ፣ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ኣትሒዙ ናይ ወርቂ ዕደና ስርሓት ከካይድ ዝጸንሐ ሩስያዊ ኩባንያ ዕደና፣ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ናይ ስራሕ ፍቓዱ ድሕሪ ምዝራዙን ንብረቱ ድሕሪ ምድስካሉን ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ካብ ኤርትራ ከምዝወጽአ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ...

View Article


ዝኽሪ ሓላው ስጡሕ 3ይ ክፋል፡

ዝኽሪ ሓላው ስጡሕ 3ይ ክፋል፡                                        06.01.16፡ ድሕሪ ናጽነት ከመይ ቀኒኹም ደቂ’ዛ ከም ዓረ ዝተረረት ጽንዕቲ ሃገር። ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት ብዛዕባ ሓላው ስጡሕነተይ ብዘቕረብኩዎ ጽሑፍ  ካብ ዝመጻኒ ክልተ መልእኽቲ እታ ሓንቲ ሓላው ስጡሕን ሓላው ወሰንን...

View Article

ኪዲ በሊ! ኪዲ ምስ’ዛ ዘይትበሊ ሓሶትኪ

ኪዲ በሊ! ኪዲ ምስ’ዛ ዘይትበሊ ሓሶትኪ ዝኸበርካ በዚሑ ናብ ዕብዳን ስለ ዘድሃበልካ ዝኸበርኪ ክብል እንተመለሰልካ ንኺድ ጥራይ! ኪዲ  በሊ! ኪዲ ንገደልኪ ክጸድፍ’የ ካብ በልኪ! ሓቂ ምዕባጥ ካብ ኮነ ኣመልኪ ምስ’ዛ ዘይትበሊ ሓሶት ምንባር ትሓይሽ እንተልኪ ኣመል ምስ መግነዝ ሓቂ ምዃኑ ካብ ኣረጋግጽኪ ብደም ሰብ...

View Article

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK : ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ አብ ከተማ ሎንዶን ንኹሉ ኤርትራዊ...

… more

View Article


መልእኽቲ ጽንዓት ብምኽንያት ሃንደበታዊ ሞት ስነጥበብኛ ብርሃነ ኣብርሃ (ወዲ ዛግር)

ስነጥበበኛ ብርሃነ ኣብርሃ (ወዲ ዛግር) ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ሃንደበት ብምዕራፉ ዝተሰማዓና ሓዘን እንገለጽና፣ መንገስተ ሰማያት የዋርሶ፣ ንቤተሰቡን መተዓብይቱን ድማ ጽንዓት ይሃቦም ንብል። ኣብ ወጻኢ እንርከብ መተዓብይቱ ኣባላት ቤትትምህርቲ ሰውራ … more

View Article


ህዝባዊ ግንባር-ስርዓት፣ዲሞክራስን ፍትሕን ከኣ-ቅርዓት(shell) እዩ!

(ኣብ ናይሮቢ’ኸ፣ ኣምበሳደር ዓንደብርሃን’ዶ፣ ወይስ ኣቶ ሳልሕ ጀውሃር’ዮም ‘ቶም ጌገኛ?) ሰላሳን ሸሞንተን ዓመት ይገብር፣ ኣብ ሓደ ገምጋም ህዝባዊ ግንባር ዝግበረሉ ዝነበረ ኣኼባ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)፣ ህዝባዊ ግንባር ጭፍራ ሰራዊት ኢዩ፣ ንተሓኤ ከኣ ከውድቓ ከቶ ኣይክእልን ኢዩ እናተባህለ ኣብ...

View Article

ሕማምና እንተፈሊጥናዮ መድሃኒትና ድሉው’ዩ

    ብ4 ጥሪ 2016, “ኤርትራ ንብዓታ ዝደርዘላን ዝእብዳን ውላድ ትደሊ’ላ” ዝብል ጽሑፍ ምስቀረብ፡ ሓው ሳይሞን ገ. (Simon G.) ደጋፊ ህግደፍ መን ምዃኑ እኹል መረዳእታ ከምዘየለን ቀንዲ ጠንቂ መንሽሮ ጸገማትና እንታይ ምዃኑን ዝሕብር ዓንቀጽ ክቀርብ ተማሕጺኑ ነይሩ። ነቲ ሳይሞን ዝሓተቶ ኣርእስቲ ንምብራህ...

View Article

መርድእ፣ ወ/ሮ ግደይ የሱፍ (ጓል ሓሺ)

… more

View Article

መ ር ድ እ : ወ/ሮ ምሕረት ኣስጎዶም

… more

View Article


ጥራጥ ዝቐርቀረ ነይዘልል።

ጥራጥ ዝቐርቀረ ነይዘልል።                 16.01.16፡ ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ከምቆጸራይ ነዛ ኣርእስቲ ኣዳልየ ክፍኑ ካብ ዝደናናዕ ሓያለይ ኮይኑ’ኳ እንተኾነ፡ ብዝተፈላለየ መልክዑን ምስ ሓቀኛ ኣብነታቱን ንዝሰራሕክዎ ዕዮ ሰለዘይዓገብኩሉ ከምቲ ዝሐሰብኩዎ ክገብር ከምዘይመረጽኩ ኣግሂደ ክገልጽ እፈቱ።...

View Article

ዕላል ምስ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት –ብ ዳን ኮኔል ( ትርጉም ሩት ሃብተማርያም)

… more

View Article


ወዲ ዓሊ ዝቐልዓ ኩዑሶ ናባና ሕምብሊል ትብል ኣላ ዕሰሊ! ዕሰሊ! ዝብላ ስኢና

ወዲ ዓሊ ዝቐልዓ ኩዑሶ ናባና ሕምብሊል ትብል ኣላ ዕሰሊ! ዕሰሊ! ዝብላ ስኢና   ሕምብሊል ትብል ኣላ ልዕል ኢላ ካባና አርክብ ሕዝ ዘበልናያ ይመስለና ንነጥር ትርሕቐና ለዓለት ተሓተት ንብል ንወድቕ ንትስእ ንዘልል ተስፋ ከይቆረጽና ሕድሪ ወዲ ዓሊ ከቢዱና ስግኣት ከኣ ኣለና ድምጻ ዝሰምዑ ብጽላሎታ ዝሰምበዱ ከም...

View Article

መልቀስ

መልቀስ ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!!   ጃኪ!! እልካ ዝጽዋዕ ኣብ ጅዳ ያዓቆብ ዮሃንስ መንበሪኡ ጅዳ ተቐባል ኣጋይሽ ንዑምራ፡ኮነ! ሕጃ ኣዳራሹ ገዚፍ ብዓል ድርብ መጋርጃ ብንእሱ ዝለበመ ኣብ ኩሉ ወረጃ ዓንዲ ማእከል ኢኻ ብዓል ግምጃ።   ማይ ጻዕዳ  ዓድኻ ኣብ ሰሞሞ ተኸላ መራጉዝ ምስ እያሞ ኣከለ ጉዛይ ትውለድ...

View Article


ቃል ሓዘን ብምኽንያት ሃንደበታዊ ሞት ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ፤

ጥሪ 20,2016, ቃል ሓዘን ብምኽንያት ሃንደበታዊ ሞት ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ፤ ሞት ግናይ ዘየብላ ዉዕል ቃሕ ኣብ ዝበላ መጺኣ ትምንጥል ኣድማሳዊ ሕጊ ኩሉ ተደላድል መጨረሽታ ሂወት ፍጹም ዘይትስገር፣ ዘይትተርፍ ዕጫ ዕድሎት ፈጣሪ ውዒላ ሓዲራ ምምጽኣ ዘይቀሪ መልክዓ ዘይፍለጥ ዘየብላ ሕብሪ ኣየ’ዛ ሞት ግናይ...

View Article

”ሓው ሙዓማር ጋዳፊ ብጻይ ኢሳያስ”

መራሕ ሰውራ ሊብያ ሓው ሙዓመር ጋዳፊ ክልተ ጊዜ ብ2005ን ብ2009 ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝበጽሓሉ ብጻይ ኢሳያስ ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተቐቢልዎ:: ኣማኢት ቃፍላይ ሓለዋ ደቀንስትዮ ኣሰንዩ ጥይት ዘይበስዖ ውቁብ ተንዳ ተኺሉ ካብ ዓሰብ ናብ ባጽዕ እናተዘናግዐ ኣስመራ ኣትዩ:: ኣብቲ ቀዳማይ እግሩ ኣብ ጎልጎል ዳንካልያ...

View Article

ስለምንታይ ምቕያር ባጤራ?

ጭፍራ ህግደፍ ንሃገር በቲ ግቡእ መልክዑ ከመሓድር ዘይክእል ናይ ጐሓላሉ ጕጅለ ምዃኑ ካብ ዘረጋግጽ ነዊሕ ግዜ ሓሊፉ ኣሎ። መስኪናይ ህዝቢ ግን ስለ ዘይቀብጽ ዓመት መጽአ፡ መሰረታዊ ለውጢ’ኳ እንተ ዘይኮነ ገለ ለውጢ ይጽበ ነይሩን ኣሎን። ካብ ማይ ዘይተረኽበስ ካብ ማይጨባ ከም ዝብሃል ግን ካብ ህግደፍ ንክፍኣት...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live