Quantcast
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ህግደፍ ሓቅን ሓሶትን ከተዓርቅ ይጽዕር ኣሎ

  እቲ ቁርዲድ ህዝቢ ኤርትራ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብሩራዊ ኢዮበልዩ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዓቢ ፈንጠዝያን ዳንኬራን ንምጽንባል፡ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ይሸባሸብ ኣሎ። ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ጽምብል መዓልቲ ናጽነቱ ብድምቀት ከኽብሮ ይግብኦን ዓስቢ ክቡር መስዋእቱን’ዩ። ብፍላይ እቲ መዘና ኣልቦ መስዋትን ድኻምን ዝኸፈለሉ ሰማእታቱ ዘዕርፉሉ ጻማ ረኺብሉ እንተዝኸውን፡ ኣብ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130