Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ስውርቲ ሰልፊ ገበነኛ ዲያ?

$
0
0
ስውርቲ ሰልፊ ገበነኛ ዲያ?     04.02.16፡ ብዘይጥርጥር ገበነኛ! ዋላ ምሒር ድኽነት ፖለቲካ ወይ ስስዐ ነብሲ ይሃልወና ነዚ ህግደፍ ከም ድርዒ፡ ሰልፉ ድማ ከም ርቂ ገይሩ ህዝብናን ሃገርናን ዘጽንት ዘሎ ገበነኛ ስርዓት ከመይ ከደናግረና? መቸም ኢሳይያስ ሰውራና ከዕኑ ብንጉስ ሃይለስላሰ ተላኢኹ ምግ ዳሉ ዝቐተሮ ኣኽባር’ዩ። ንሶም ኣመሪካ ነቲ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ከበርዕን … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130