Quantcast
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ሞያ ስውኣትና ብህግደፍ ተረሲዑ

ዓመት መጸ 20 ሰነ፡ ሰማእታትና ንምዝካር፡ ሽምዓን ጥዋፍን ብምብራህ፡ ኣግራብ ብምትካል፡ ኣብ ኣብያተ ክርስትያንን መሳጊድን ብምጽላይ፡ ስድራቤቶም ብምሕጋዝን ካልእ ንጥፈታት ብምክያድን ክቡር ሞያኦም ንዝክሮ። ኣብ ዓለም ንህዝብኻን ሃገርካን ህይወትካ ምውፋይ፡ እቲ ዝኸበረን ዝዓዘዘን ህያብ’ዩ። ስውኣትና ዝኸፈልዎ ልዑል ህይወት፡ ዋጋን ትርጉምን ንኽህልዎ ግን፡ ኣብቲ ደሞም ዝፈሰሶን ኣዕጽምቶም ዝተኸስከሶን መሬት፡ ሰላም፡ ብልጽግና፡ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130