Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

“ኒሕካ ይበራበር”

$
0
0
ልቢ ኣይነቅጽን – ዝበለ መን’ዩ ከብዲ ኣይሓርርን – ዝበለ መን’ዩ ሕልና ኣይስሕትን – ዝበለ መን’ዩ እግሪ ምስተፈነወ – ናብ ዝወስዶ ኣያ ብምስእኑ – ብኣጆኻ ዝእብዶ ንቅድሚት ሰጉሙ – የማን ጸጋመ ዓይኒ ተዓሚቱ – ዝረግጾ ከየስተውዓለ ናብ ሞት ኣፍ – ብኽፉቱ ዝጽበዮ ንነፍሱ ቀቢጹ – ጠኒኑ ዝኣትዮ ግፍዒ ጭቆና – ኣገዲዱ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130