Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ልቢ ህዝብና ደም ይነብዕ፡ ህግደፍ ይስዕስዕ

$
0
0
ይዝከረኒ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና ኣብ ዓውደ ኩናት ዝተማረኹ ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ስርዓት ደርግ           “ዝተማረኹ ወተሃደራት የብለይን’’ ኢሉ ህላወ ወተሃደራቱ ክኽሕድን ብሳልሳይ ኣካል ነጻ ዝተለቁ ምሩዃቱ ምቅባል ክሕሰምን። እዚ ሎሚ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ መወዳድርቲ ዘይብሉ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ማእሰርትን ስቃይን ውራየይ ኢሉ ከይተተሓሓዞ እንከሎ፡ ኣብ ማሕበረ ሰብ ዓለም … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130