ዳግማይ ጅር ገደላ። 14.06.15፡ ኣብ ዝሓለፈት ሰሙን “ዳስ ሓውያ” ኣብ ትብል ኣርእስትና ኣብ ዝቐረበ ጽሑፍ፡ ታሪኽ ብሉይ ጅር ገደላ ቆናጢርናዮ’ኳ እን ተነበርና እቶም መፈጸምታ ሂወት ናይ ሽዑ ጅር ገደላ ክትፈልጡ ዝደለኹም ኣይትተሃወኹ። ብዛዕባኡ’ሞ ብዙሓት ተወለድ ቲ ኮኑ ካልኦት ለባማት ስለዘለዉና ጸሓይና መሊኣ ምስ በረቐት ብዝበለጸ ክትርኹልና ኢዮም። ንሎሚ ግና ናብዚ … more
↧