ኣማኑኤል ሳህለ ስለምንታይ እዩ ሰብ ጽቡቕ ዝገብር? ጽቡቕ ክገብር ከሎኸ እንታይ ክረብሓሉ ስለ ዝደለየ እዩ? ጽቡቕ ማለትከ እንታይ ማለት እዩ? ጽቡቕ ማለት እንታይ ማለት እዩ ንዚብል ሕቶ፡ ኣብዚ ጽሑፍዚ እንተ ኣስፊርናዮ፡ ገፊሕ ቦታ ስለ ዚሕዝ፡ ኣብ ዝመጽእ ጽሑፋት ክንርእዮ ኢና። ግን ንግዜኡ ጽቡቕ ዚብል ኣምር ተዛማዲ ከም ዝኾነ ክንግንዘብ ይግባእ። … more
↧