መላጉቦ ጊዜ፡ ዝሓለፈ፣ ህልዊ፣ መጻኢ፤ ምስናድ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ ምዕቃብ ታሪኽ ናይ ዲሞክራሲያውያንን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ተፈልዩ ዘይረአ ሃገራዊ ሓላፍነት እዩ። ዕላማ ተበግሶ ምስናድ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ. (ብጽሑፍ፡ ብቃል፡ ብስእሊ)፡ ብባህርያቱ ፍትሓዊ እዩ። ስለዝኾነ፡ ካብ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ንምድሓን ንለውጥን ንፍትሕን ዝሓንን ዘሎ ቃልሲ ኣይፍለን። ምንቃስቓስ ዳግመ-ርኽክብ ኣብ ተ.ሓ.ኤ. ናይ … more
↧