Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት ንኹሉ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

$
0
0
እዚ ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ንዓኻ ነቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮንካ ተገልግል ዘለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ጻውዒት ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ናባኻ ናብ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘቕንዓሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኣብዚ ሃገርካ ኤርትራ ባዲማን ዓንያን ከም ዘይነበረት ክትከውን ህዝብኻ ብባርነትን ሕስረትን ተበታቲኑ ክጸንት ተወሲንሉ ዘሎ እዋን፡ ክንዲ ዘለካ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130