ምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15 ንዓለም ረስዑዋ። ኣብዚ ህይወት ካልእ ትርጕም’ዩ ዘለዋ። እዛ ሃገር’ዚኣ መዓስከር’ያ። ኣብ ናይ ጆግራፍ፡ ናይ ስነኣእምሮ፡ ወይ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ የላን። እዛ ሃገር’ዚኣ፡ እታ 99% ካብ ህዝባ ክነብዕ ከሎ ሓደ ሰብ ዝስሕቀላ ሃገር’ያ። ኣለክሳንደር ሾልዘኒስቲን 4. ዓብደላ፡ እዚ መንእሰይ’ዚ ኣቡወርዳ ብዝብል ሳጓ’ውን … more
↧