ሰለሰተ ዓበይቲ ህዝባዊ ፍጻሜታት ኣብ ሓደ መዓልቲ፡ ቀዳም ሾመንተ መጋቢት፡ 2014 ኣዝዩ ሰፊሕ መደብ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ክንፍጽም ኣለና ኢልና ተበጊስና። ንኽእሎ ኢና! ኢልና ነቲ ስራሕ ብድፍረት ጀሚርናዮ። ዘተኣማምን ባይታ ግን ነይሩና፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ደንቨርን ከባቢኣን። ኤርትራውያን ወነንቲ ንኣሽቱ ቢዝነስ፡ ውሑዳት ሃብሮማት ብገንዘብን ብሞራልን ዱልዱል ሕቖ ኮይናሙና። ደቂ … more
↧