ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር ንጹሃት ሰባት ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ። ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ኣብ ካሜራ 15 ካብ ዝኣቱ ነቲ ሓጸጽ ሓጸጽ ዝብል፡ ንማለቱ ዓደስ ኣትዩዎ ዝብሃል ጸብሒ ብዕድል ሓንቲ መዓልቲ’ኳ ጥዒመዮ ኣይፈልጥን። ሰብ ኣይጽላእካ ከም ዝብሃል፡ ብጽቡቕ … more
↧