Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኣብእንግድዓናዘሎእዋናዊብድሆ ብምዉህሃድ ጥራሕ ኢና ክንስዕሮ እንኽእል።

$
0
0
ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ብሰንኪቲ ኣብ እንግድዓአ ተሰቒሉ ብኹለንትናአ አረማሲሱ ዘህልኻ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፣ አብ ዓሚቝ ድኽነትን ቅልውላውን እትርከብ ሃገር ኮይና አላ። እዚ ብዝኸፍአ መልክዑ ናብ ዝገደደ ገጹ ብህጸት ዝምርሽ ዘሎ ሐደገኛ መስርሕ’ዚ፣ ንትሕዝቶ ሰብአዊ ዓቕሚታት ኤርትራ በታቲኑ አብ ብርሰትን ዕንወትን ዘብጽሐ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ከም ሃገር’ውን እንተኾነ ንህልውናአ ዝፈታተን ናብ ገምገም … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130