Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ብቑዕ ስም ንርከበሉ

$
0
0
መንሽሮ ሃገር ዶ ወይ ስሚ ሃገር ንበሎ?? ክቡራት ኣሕዋት ኤርትራውያን ነዚ ሃገር ምሉእ ዘከላብት ዘሎ ብስም ኢሰያስ ዝፍለጥ ዕቡድ ዲክታቶር ዝበቅዕ ስም ሃሰው ንበል። ወዲሰብ ምስ ተወልደ ብስድራቤት ዝተመርጸ ስም ከምዝወሃቦ ኩላትና እንፈልጦ መስርሕ እዩ። በዚ መሰረት ክኣዩ ነዚ ዕቡድ ከልቢ ኢሰያስ ዝብል ስም ዘጠመቕዎ ወለዱ። እዚ ሰብዚ ከም ኩላትና ደቂ ሰባት … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130