ሱር በተኽ ለውጢ ንዝሓተተ ህዝቢ ድልየቱ ክንፍጽመሉ ግድነት ኣለናህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ23 ዓመታት ባርነት ብግበር ኣይትግበር መምርሒ ህግደፍ ክርገጽ ድሕሪምጽንሑ እንሆ ዓው ኢሉ ናይ ሱር በተኽ ለውጢ መቓልሕ የስምዕ ኣሎ፡ ጉጅለ ህግደፍ ብኹሉ መዳያቱ ፈሺሉ ሃገርን ህዝብን ከመሓድር ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ብምብጽሑሓድሽ ቅዲ ኣውጺኡ ነዚ ናይ ህዝቢ ሕቶ ክጉዕጽጽ ተፈቲኖም ዘይፈልጡ ሜላታት ኣተኣታትዩ ነዚ ናይ ለውጢ ማዕበል ነበረያ ነበረ ክገብር ዘይተኣደነ ገንዘብን ጉልበትን ከፍስስ ንርእዮ ኣለና፡ … more
↧