ዎ…………… ዉጩ፡ 07-03-14፡ ክቡራት ተኸታተልቲ፡ አዛ ጽሕፍቲ ኣብ ግዜኣ ዘይምውጻኣ ይቕሬታ። ኣየ ዓለም ጣልማይ!! ኣየ ንእስነት ኣየ መልክዕ ኣየ ቆራጽነት ተጋዳላይ ሜ/ር ጀነራል ገብረእግዚኣቢሄር ዓንደማርያም(ዉጩ)። ሓቂ ንምዝራብ ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ንቡር ዝተሓረሞ ጸሊም ናይ ቃልሲ ዘመን፡ ብመስዋእቲ ንዝተፈለዩና ብጾት እንትርፎ እታ መግነዚት ሜትሮ ዓለባን ከምኡ ድማ ክንዲ ቀብሪ፡ ተዝካርን ካልእ ንቡርን … more
↧