ንህዝብና ኣጽኒቱ ንሃገርና ብምብራስ ታሪኽና ነበረያ ነበረ ክገብር ብንግሁኡ ዘንቀደ መራሒ ህግደፍን ገበነኛታት ኣጫፈርቱን፡ዕላማኦም ኣብ ምትግባር ብሰሪ ኣፍሉጦናን ንቅሓትናን ነንሕድሕድና ብምንቋት ንተሓባበሮም ምህላውና ንዘስተውዕል ዘይጠፋኦ እኳ እንተኾነ፡ ቀዳምነታት ሰሪዕካ ንድሕነትና ምቅላስ ዓቅምን ብቅዓትን እንከለና ሰኣን ንልብና ሰሚዑ፡ ንሃንቀውታና ተረዲኡ ብልሳንና ተዛሪቡ ዝቅልሰና ብቁዕ መርሒነት እንሆ ኣብ ደንደስ ጥፍኣት ተንጠልጢልና ንርከብ … more
↧